ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ክ/ከ/ሓወልቲ ንሴክተራት ቤት ፅሕፈት ናይ ፅሕፈት መሳርሕን ኤሌክትሮኒክስ ንብረት አወዳዲሩ ናይ 2012ዓ/ም 2ይ ፍርቂ ዓመት ዝተፈላለዩ ንብረት ግልጋሎት ዝዉዕል ክዕድግ የደሊ ሎት 1 ፅሕፈት መሳርሒ ሎት 2 ኤሌክትሮኒክስ ኣቅሑት ሎት 3 ፈርኒቸር ኣቅሑት ዝተፈላለዩ ንብረታት ሰነድ ጨረታ ትካልና ዝርዝር ንብረት ፅሕፈት መሳርሒ ናዉቲ ዝሓዘ ሰነድ ሕድሕድ 100 ብር ብምክፋል ካብ 05/08/2012ዓ/ም ጀሚሩ ክሳብ ዕለት 20/08/2012ዓ/ም ሰነድ ምዉሳድ ትክእሉ

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ክፍለ ከተማ ሓወልቲ

1 ዝተመዝገብኩም ቲን ናምበር ምቅራብ

2 ናይ ተወሳኺ እሴት ታክስ /ቫት ምስክር ወረቀት ተቅርቡ ትኽእሉ

3 ንግዲ ፍቃድን መቕረባይ ምስክር ወረቀት ዝተሓደሰ ከተቅርቡ ትክእሉ

4 ናይ ወርሒ የካቲት 2012ዓ/ም ዲክለረሽን ቫት ዝከፈልሉ  ከቅርቡ ዝኽእሉ

5 ዝተማልእዎ ሰነድ ጨረታ ቫት ሓዊሱ ከማልእ ኣለዎ ቫት እንተዘይ ኣማልኡ ቫት ከምዝሓወሰ ተገይሩ ዝዉሰድ ምካኑ

6 ተጫረቲ ምልክታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት ጀሚሩ ሰነድ ጨረታ ካብ ት/ፋ/ክ/ከ/ሓ ቢሮ ቁፅሪ 6ተ ብምዉሳድ ሓደ ኦርጅናል ሓደ ኮፒ ነንበይኑ ተኣሽጉ ከቅርብ ኣለዎ

7 ናይ ጨረታ መኸበሪ ንሎት 1 ብር 3000 ሎት 2 ብር 3000 ሎት 3 ብር 3000 ንዝተፈላለዩ ሃለቅቲን ንብረትን ቆዎምትን ብስፒኦ በቲ ዝቀረበ ዕለት እዋን ብርኪ ዝተረጋገፀ ቼክ ወይ ብጥረ ገንዘብ ንክተቅርቡ እትኽእሉ

8 እቲ ዝተዳለወ ሰነድ ጨረታ ምልክታ ካብ ዘወፀሉ ዕለት 05/08/2012ዓ/ም ክሳብ 20/08/2012ዓ/ም በቲ ዕለት ሰዓት 8፡00 ይዕሸግ

9 ጨረታ ዝክፈተሉ ቦታ ኣብ ት/ፋ/ክ/ከ/ሓ/ዕ/ን/ምን ኮይኑ ዕለት 20/08/2012ዓ/ም ሰዓት 8፡30 ኣብ ተጫረቲ ኣብ ዘለዉሉ ወይ ሕጋዊ ወኪል ኣብ ዘለዉሉ ይክፈት

10 ዋጋ ፀኒዑ ዝፀንሓሉ 60 መዓልታት ይከዉን

11 ቤት ፅሕፈትና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሃለወ እዩ

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo