ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ጉሎመኸዳ ኣብቲ ወረዳ ዝርከቡ ካብ ዝተፈላለዩ ኣብያተ ፅሕፈት ዝተኣከቡ ኣብ ኣጎልግሎት ክዉዕሉ ዘይክእሉ ዝተፈላለዩ ዓይነታት ንብረት ብጨረታ ኣጫሪቱ ክሸይጥ ስለ ዝደሊ ነዞም ዝስዕቡ ረቃሕታት እተማልኡ ተጫረቲ ክትጫረቱ ይዕድም

ቢሮ ሕርሻ ገጠር ልምዓትን ክልል ትግራይ ሎት 1 መለዋወጢ ኣቅሑ ተሽከርከርቲ ሎት 2 ናዉቲ ቢሮ ሎት ሎት 3 ስራሕቲ ሕትመት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ስለ ዝደሊ ዝስዕብ ረቃሒ እተማልኡ ሕጋዉያን ነጋዶ ክትወዳደሩ ይዕድም

ትካልና መስፍን ኢንዳስትሪያል ኢንጅነሪንግ ሓላ.ዝተ.ዉ.ማሕበር ንናይ ዓዲግራት መድሓኒት ፋብሪካ መስፋሕፍሒ ፕሮጀክት ዝኮዉን ናይ ሬን ወተር ድሬንች ሲስተም ገብሪጥ ብሌቬም ናይ ተኸላ ስራሕቲ ክሰርሕ ስለ ዝደሊ ነዚ ክትሰርሑ ብቅዓት ዘለኩም ካብዚ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ መዐቀኒታት ተማልኡ ተወደዳደርቲ ክትሳተፉ ኩባንያና ይዕድም

ሱር ኮንስትራክሽን ሓላ/ዝ/ዉ/ማሕበር ኣብ ትግራይ ዝርካብ ናይ መንገዲ ስራሕቲ ፕሮጀክትታት ንስራሕ ዝዉዕሉ ገልባጢ መኪና ፣ ሎዶር፣ ማይ ቦጢ ክካረይ ስለ ዝደሊ በቲ ናይ ኩባንያ ናይ ክራይ ዋጋ መሰረት ንክካርይ ፍቃደኛ ዝኮነ መካረያይ ኣካል

ቤት ማዘጋጃ ክፍለ ከተማ ሰሜን ን ቤት ማዛጋጃ ክ/ከተማ ሰሜን ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ብረት በሪ ማዕፆ ካብ ሕጋዉያን ነጋዶ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲርና ክንገዝእ ንደሊ

ቢሮ ርክብ ህዝብን መንግስትን ክልል ትግራይ ኣብ ቢሮና ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ዝተፈላዩ ናይ ሕትመት ስራሕቲ ንምሕታም ስለዝደለና በዚ ዘርፊ ዝተሰማረኩም ሕጋዊያን ነጋዶ ጥራሕ ክትወዳደሩ ይዕድም

ቢሮ ርክብ ህዝብን መንግስትን ክልል ትግራይ ኣብ ቢሮና ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ዝተፈላዩ ናይ መኻይን ኣቅሑት፣ ናይ መኻይን መገያየፂ ዲኾር፣ ንምዕዳግ ስለዝደለና በዚ ዘርፊ ዝተሰማረኩም ሕጋዊያን ነጋዶ ጥራሕ ክትወዳደሩ ይዕድም

ኤጄንሲ ልምዓት ደኣንት ምርግጋፅ ምግቢ ዉሕስና ከተማታት ክልል ትግራይ ናይ መኪና ባትሪ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ኣብ ዋና ቤት ማዛጋጃ ከተማ መቐለ ነዞም ኣብ ታሕቲ ተዘርዚሮም ዘለዎ ናይ ዝተፈላለዩ ከይዲ ስራሕቲ ዝኮና መካይን ናይ ባትሪን ጎማን ንብረት ፣ ዲኮር መኪና፣ ናይ ትርቦ ቻርጀር ኣቅሑት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ክፍለ ከተማ ዓይደር ንዝተፈላዩ ቤት ፅሕፈታት ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ሞተር ሳይክል ፅገና ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።