ንኮሌጅ ፖሊስ ክልል ትግራይ ግልጋሎት ዝዉዕል ደቀቅቲ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ እና ናይ ት/ቲ ኣቅሑት አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ፖሊስ ኮሌጅ ክልል ትግራይ

1 ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለዎምን ናይ 2012ዓ/ም ግብሪ ዝኸፈሉን መረዳእታ ከቅርቡ ዝክእሉን

2 ናይ መቅረባይነትን ግልጋሎት ወሃባይነትን ዝተሃደሰ ፍቃድ ከቅርቡ ዝኽእሉ

3 ናይ ግብሪ ከፋሊ ምዝገባ ሰርተፊኬት ቲን ናምበር ፍቃድ ከቅርቡ ዝኽእሉ

4 ተወዳደርቲ ዝመልእዎ ፕሮፎርማ ካብ ዕለት 14/08/2012ዓ/ም ክሳብ ዕለት 20/08/2012ዓ/ም ሰዓት 8፡00 ቀትሪ ኣብ ዘሎ ግዜ ምቅራብ ይካኣል

ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 44 42 02 83

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo