ኮሌጅ ፖሊ ቴክኒክ መቐለ ናይ መጋረጃ ብሕድሕድ ምስፋይ ፣ መድረቅያ ፣ ቀለበት ፣ ናይ ትቦ መስቀሊ ንሓደ ነካል ምብሳዕ ፣ ብጠቅላላ ከስርሕ ብፕሮፎርማ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደለየ ክትወዳደሩ ይዕድም

መቐለ ሆስፒታል ናይ ፅሬት ኣቅሑት ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ

ቢሮ ትልምን ፋይናንስን ናይ ቢሮ ሰራሕተኛታት ግልጋሎት ዝዉዕል ቫጅን ንምሕታም ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ከሐትም ይደሊ

ንበዓል መዚ ልምዓት እቶት ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ መኪና ስፔር ፓርት ክዕድግ ንደሊ

ማሕበር ልምዓት ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተጠቐሰ ኣቅሓ ብፕሮፎርማ አወዳዲራ ክትገዝእ ትደሊ

ኣብ ክፍለ ከተማ 1ይ ወያነ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ንናይ ቤት ፅ/ት ፀጥታን ምም/ርን ክ/ከ/ቀ/ወያነ ናይ ፀጥታ ስራሕቲ ግልጋሎት ክረክብ ስለዝደለየ ሕጋዉያን ትካላት ንክትወዳደሩ ንዕድም

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ክ/ከተማ ዓይደር ን ቤት ፅሕፈት ከመት ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ መኪና ክራይ ካብ ሕጋዉያን ነጋዶ ብፕሮፎርማ አወዳዲርና ክንካረ ስለዝደለና ንክትወዳደሩ ንዕድም

ቤት ፅሕፈት ዋና ኦዲተር ክልል ትግራይ ነቲ ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት እናሃባ ዝርከባ ተሽከርከርቲ ግልጋሎት ዝዉዕሉ ዝተፈላለዩ ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቅሑት ክገዝእ ስለዝደለየ ሕጋዉያን መቕረብቲ ዝኾንኩም በዚ ዝስዕብ ነፃላ ዋጋ ብምምላእ ክትወዳደሩ ይዕድም

ኢንስትዩትት መፅናዕትን ምርምርን ፖሊስ ክልላዊ ቢሔራዊ ክልላዊ መንግስቲ ትግራይ ናይ ኤሌክትሮኒክስ ፣ ናይ ቢሮ ኣቅሑት፣ ናይ መኪና ጎማ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ንምዕዳግ ከምኡ ድማ ናይ ሰራሕተኛታት ኣዉቶብስ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ን2012ዓ/ም በጀት ዓመት ዉዕሊ ክኣስር ይደሊ

በኤጄንሲ ማእድንና ኢነርጂ ክልል ትግራይ ባዮ ጋዝ ፕሮግራም ማስተባበርያ ዩኒት የህንፃ መሳርያ በፕሮፎርማ ኣወዳድሮ safty shoe ለመግዛት ስለሚፈልግ ህጋዊ ነጋዴ የሆናቹ እንድትወዳደሩ ይጋብዛል