ኢንስትዩትት መፅናዕትን ምርምርን ፖሊስ ክልላዊ ቢሔራዊ ክልላዊ መንግስቲ ትግራይ ናይ ኤሌክትሮኒክስ ፣ ናይ ቢሮ ኣቅሑት፣ ናይ መኪና ጎማ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ንምዕዳግ ከምኡ ድማ ናይ ሰራሕተኛታት ኣዉቶብስ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ን2012ዓ/ም በጀት ዓመት ዉዕሊ ክኣስር ይደሊ

ኢንስቲትዩት መፅናዕትን ምርምርን ፖሊሲ ትግራይ

1 በቢ ዘርፉ ናይ 2012ዓ/ም ዝተሓደሰ ፍቃድ ንግዲ ፣

2 ናይ ግብሪ ኸፋላይ መለለይ ቁፅሪ ምስክር ወረቀት፣

3 ናይ መቅረባይነት ምስክር ወረቀት ፣

4 ናይ ወርሒ ጥሪ 2012ዓ/ም ሒሳብ ዘወራረድኩምሉ መረዳእታ ዘይምለስ ቅዳሕ ኣተሓሒዞም ዘቅርቡ

5 መኽበሪ ጨረታ ንኤሌክትሮኒክስን ፈርኒቸርን 5000 ቅርሺ እንትኮን ንዝተረፉ ዘርፍታት ድማ ንነፍሲ ወከፍ 3000 ቅርሺ ብዝመረፅኩምዎ ብስፒኦ ባንኪ ዉሕስና ወይ ድማ ዝተረጋገፀ ቼክ ከትሕዝ ዝክእል

6 ተጫረቲ መወዳደሪ ሰነድ ዘይምለስ 50 ቅርሺ ብምክፋል ካብ ቤት ዕዩ ኢንስትዩትት መፅናዕትን ምርምርን ፖሊስ ትግራይ ከባቢ ቤት ት/ቲ ገረብ ፀዶ ብኣካል ወይ ድማ ወኮልቲ ብምልኣክ ምዉሳድ ይካኣል

7 ጨረታ ሰነድ ንመሻጣ ክፍቲ ዝኮነሉ ካብ 25/07/2012ዓ/ም ክሳብ 09/08/2012ዓ/ም ሰዓት 11፡00 ድ/ቀትሪ ናይ ስራሕ መዓልታትን ሰዓትን ናይ መወዳእታ ምዉሳድ ትክእሉ

8 ናይ መጫረቲ ሰነድ ኣታዊ ዝግበረሉ ናይ መወዳእታ ዕለት 10/08/2012ዓ/ም  ሰዓት 5፡30 ኣታዊ ምግባር ይካኣል ጨረታ ዝክፈተሉ ድማ ብተመሳሳሊ ዕለት 10/08/2012ዓ/ም ሰዓት 8፡30 ድ/ቀትሪ ይክፈት

9 ቤት ፅሕፈትና ዝሓ መማረፂ እንተረኪቡ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

ንዝበለፀ ሓበሬታ 03 45 59 99 25

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo