ኣብ ክፍለ ከተማ 1ይ ወያነ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ንናይ ቤት ፅ/ት ፀጥታን ምም/ርን ክ/ከ/ቀ/ወያነ ናይ ፀጥታ ስራሕቲ ግልጋሎት ክረክብ ስለዝደለየ ሕጋዉያን ትካላት ንክትወዳደሩ ንዕድም

ክፍለ ከተማ ቀዳማይ ወያነ ቤት ፅሕፈት ቤት ትልምን ፋይናንስን

ተ.ቁ

ዓይነት

መለክዒ

በዝሒ መኪና

1

መኪና ከራይ

ብቁፅሪ

01

  1 ማህተም ዝዓረፎ ፖስታ

2 ፕሮፎርማ ዝቀረበሉ እቲ ምልክታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት ጀሚሩ ክሳብ 28/07/2012ዓ/ም ሰዓት 10፡00

3 ተወዳደርቲ ናይ ዘመኑ ግብሪ ዝከፈሉን ንግዲ ፈቃድ ዝሓደሰን መቕረባይነትን ቲን ቁፅርን መዳእታ ከቕርቡ ኣለዎም

4 ፕሮፎርማ ዝክፈተሉ ዕለት 28/07/2012ዓ/ም ሰዓተ 10፡30

ንተወሳኪ 09 42 40 51 23

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo