ኢንስትዩት ምርምር ጥዕና ትግራይ ናይ ሪኤጄንት ኣቅሑት አወዳዲሩ ክገዝእ ስለዝደለየ

ቢሮ ሐለዋ ጥዕና ክልል ትግራይ

1 ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድን መቕረባይነትን ዝተመዝገብኩም

2 ናይ ግብሪ ከፈልቲ መለለይ ቁፅሪ ቲን ምምዝጋብኩም መረዳእታ ከቅርብ ዝኽእል ይዕድም

3 እቲ ፕሮፎርማ ጨረታ ካብ 29/07/2012 ጀሚሩ ክሳብ ዕለት 02/08/2012ዓ/ም ዝፀንሕ ኮይኑ ቅድሚ ቀትሪ ሰዓት 3፡00 ተዓፅዩ በቲ ዕለት እሱ ቅድሚ ቀትሪ ሰዓት 3፡30 ይክፈት

4 ቢሮና መማረፂ እንተረኪቡ በቲ ጨረታ ኣይግደድን

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo