ኣብ ከተማ መቐለ ዝርከብ ሰራሕተኞች ማሕበራዊ ዋስትና ኤጄንሲ የሰሜን ሪጅን ፅ/ቤት ኣብ 2012 በጀት ዓመት ናይ ሓፁር ስቶርን ስራሕቲ ንምስራሕ ብደረጃ 10ተ ብርኪ ፈቃድ ደቀቅቲን ኣናእሽተይን ንግዲ ትካላት ናይ ኮንስትራክሽን ብግልፂ ኣጫሪቱ ከስርሕ ይደሊ

ቢሮ ሰራሕተኛን ማሕበራዊ ጉዳይ ክልል ትግራይ

1 ናይ 2012ዓ/ም ዝተሓደሰ ብቤት ፅሕፈት ልምዓት ደአንት ዝተወሃቦ ብርኪ ጅትካል ምስክር ወረቀት ናይ ንግዲ ምዝገባ ምስክር ወረቀትን ንግዲ ስራሕ ፍቃድን ናይ ኮንስትራክሽን /ተካናታሪነት/ ምዝገባ ምስክር ወረቀት ሰርተፊኬት ቲን ከቅርብ ኣለዎ

2 ቫት ተመዝገብቲ ዝኮንኩም ቫት ተሓሳቢ ገይሩኩም ንክትመልኡን ቫት ምዝገባ ምስክር ወረቀት ናይ ዝሓለፈ ወርሒ ናይ ቫት ዲክለሬሽን ከቕርብ ኣለዎ / ሙሉእ ኦርጅናል ሕጋዊ ዶክመንታት ብምርኣይ ምግንዛብን ሰነድ ጨረታ ክወስዱ ይክእሉ

3 ተጫረቲ ኣብ ከተማ መቐለ ዝርከቡ ደቀቕትን ኣናእሽተይን ንግዲ ትካላት ናይ ኮንስትራክሽን ማሕበራት ዝምልከት ኮይኑ ኣብ ላዕሊ ዝተገለፀ ፕረጆክት ክጫረቱ ይክእሉ እዮም

4 ናይ ጨረታ ዉሕስና ካብ ዝተፈለጡ ባንክታት ዝወሃብ ኣብ ኩነታት ዘይተመስረተ ዉሕስና ወይ ድማ ካብ ባንኪ ብዝወሃብ ዝተረጋገፀ ቼክ 5000.00 ቅርሺ ከቅርቡ ኣለዎም

5 ተጫረቲ ናይ ዝጫረቱሉ ፕሮጀክት ስራሕቲ ሳይት ካብ ዝተረከብሉ ዕለት ጀሚሩ ካብ የመንግስት ሰራተኞች ማሕበራዊ ዋስትና ኤጄንሲ የሰሜን ሪጅን ፅሕፈት ቤት ሒሳብ ክፍሊ ቁፅሪ 15ተ ኣድላይ መረዳእታታት ብምሓዝ ዘይምለስ ብር 100 ብምኽፋል ሰነድ ጨረታ ክወስዱ ይኽእሉ እዮም

6 ኩሎም ተጫረቲ ጨረታ  ሰነድ ካብ ዕለት 29/07/2012ዓ/ም ጀሚሩ ካብ የመንግስት ሰራተኞች ማሕበራዊ ዋስትና ኤጄንሲ የሰሜን ሪጅን ፅህፈት ቤት ሒሳብ ክፍሊ ቁፅሪ 15ተ ኣድላይ መረዳእታታት ብምሓዝ ዘይምለስ 100 ብ ብምኽፋል ሰነድ ጨረታ ክወስዱ ይክእሉ እዮም

7 ተጫረቲ ናይ ዝጫረቱሉ ዋጋ ዶክመንት ሓደ ሙሉእ ጨረታ ሰነድ ዋና ክልተ ፎቶ ኮፒ ዝርዝር ስፔስፊኬሽን ስራሕ /BOQ/ መጠቓለሊ ድምር ዋጋን ዲዛይንን ናይ ጨረታ ዉሕስና ሰነዳት ኣብ ዝተፈለላዩ ፖስታታት ምስ ዓሸጉ ኩሎም ፖስታታት ኣብ ካሊእ ዓብዩ ፖስታ መሊሶም ብምዕሻግ ኣብ የመንግስት ሰራሕተኞች ማሕበራዊ ዋስትና ኤጄንሲ የሰሜን ሪጅን ፅ/ቤት ቢሮ ቁፅሪ 18ተ ናብ ዝተዳለወ ሳንዱቅ ጨረታ ክሳብ ዕለት 20/08/2012ዓ/ም ሰዓት 3፡30 ናይ ቅድሚ ቀትሪ ብኣካል ብምምፃእ ከእትዉ ኣለዎም

8 እቲ ጨረታ ኩሎም ተጫረቲ ወይ ድማ ሕጋዊ ወኮልቶም ኣብ ዝተረከበሉ ዕለት 20/08/2012ዓ/ም ልክዕ ሰዓት 4፡00 ናይ ቅድሚ ቀትሪ ኣብ የመንግስት ሰራሕተኞች ማሕበራዊ ዋስትና ኤጄንሲ የሰሜን ሪጅን ፅ/ቤት ይክፈት

9 እቲ ቤት ፅሕፈት ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

10 ግምት መሃንዲስ 671,903.75 / ሽድሽተ ሚኢትን ሰብዓን ሓደን ሽሕን ትሽዓተ ሚኢትን ሰለስተን ምስ 75 / እዩ

11 ንተወሳኪ ሓበሬታ ናብ የመንግስት ሰራሕተኞች ማሕበራዊ ዋስትና ኤጄንሲ የሰሜን ሪጅን ፅ/ቤት ቁፅሪ ቢሮ 18 ተ ብኣካል ብምምፃእ ምሕታት ይካኣል

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo