ኮሚሽን ኢንቭስትማንት ክልል ትግራይ ናይ 2016 ዓ/ም በጀት ዓመት ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ብፕሮፎርማ ጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ስለ ዝደለየ ካብዙይ ንታሕቲ እተማልኡ ተጭእረቲ ክትሳተፉ ንሕብር።

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ መቐለ ንቤት ፅሕፈትምምሕዳር መጋዓዝያከተማ መቐለ ግልጋሎት ዝውዕል ናይ ስፔር ፓርት ፕሮፎርማ ኣወዳዲርና ክዕድግ ይደሊ ፡፡

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ መቐለ ንቤት ፅሕፈትምምሕዳር መጋዓዝያከተማ መቐለ ግልጋሎት ዝውዕል ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ፕሮፎርማ ኣወዳዲርና ክዕድግ ይደሊ ፡፡

ሓፈሻዊ ሆስፒታል ዓዲግራት ብዝተፈላለዩ ዘርፊታት ንብረት ሕትመት መሳርሒ መዘጋብቲ አወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደሊ ካብዚ ንታሕቲ ረቆሒታት እተማልኡ ሕጋዊ ተጫረቲ ክትወዳደሩ ይዕድም

ቢሮ ትምህርቲ ክልል ትግራይ ንኣብያተ ትምህርትን ንቢሮን ግልጋሎት ዝዉዕል ፅሕፈት መሳርሒን ፡ ፅሬት ኣቅሑትን ክዕድግ ይደሊ

ንኮሚሽን ፖሊስ ትግራይ ግልጋሎት ዝውዕሉ ዝተፋላለዩ ቁሑት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለ ዝደለየ

ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ክልልትግራይ ዳ/ተር ፋይ/ዕደ/ንብረት ምምሕዳርን ካብ ናይ መደበኛ በጀት 2016 ዓም ናይ ኤሌክትኒክስ ኣቕሑ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ መቐለ ንቤት ፅሕፈት ፖሊስ ከተማ መቐለ ግልጋሎት ዝውዕል ናይ ሞተር ሳይክል ስፔር ፕሮፎርማ ኣወዳዲርና ዕድጊት ክንፍፅም ንደሊ ።

ማእኸል ተሃድሶ ሰራዊት ትግራይ መለስ ካምፓስ ንውኣት ተጋደልቲ ንምግብነት ግልጋሎት ዝውዕል ፀባን : እንቋቁሖን ብግልጺ ጨረታ ኣሪቱ ክዕድግ ይደሊ።

ማእኸል ተሃድሶ ሰራዊት ትግራይ መለስ ካምፓስ ንውጉኣት ተጋደልቲ 'ምግብነት ግልጋሎት ዝውዕል ኣስቤዛን ውጺኢት ባልትናን ብግልጺ ጨረታ ኣጫሪቱ ክዕድግ ይደሊ።