ቢሮ ባህልን ቱሪዝምን ክልል ትግራይ ንዘለዋና መካይን ግልጋሎት ዝውዕሉ ዝተፈላለዩ መለዋወጢ ኣቁሑ መኪና ክገዝእ ስለዝደለየ በዚ ስራሕ ሕጋዊ ንግዲ ፍቓድ ዘለኩም ተወዳደርቲ ክትወዳደሩ ይዕድም፡፡

ኮሌጅ ሳይንስ ጥዕና ዶ/ር ተወልደ ለገሰ ናይ ፎርድ መኪና ኣቁሑት ናይ ፅሕፈት መሳረሒ ብፕሮፎርማ ኣዋዳዲሩ ከገዚእ ስለ ዝደለየ ክትወዳደሩ ዝትደልዩ ተወዳደርቲ ይዕድም፡፡

ኤጀንሲ መራኸቢ ሓፋሽ ትግራይ አብ በጀት ዓመት 2016 ዓ/ም ዝተፈላለዩ ናይ ኤለክትሪክ ኣቁሑት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ ።

ቢሮ ልምዓት ከተማን ኮንስትራክሽንን ክልል ትግራይ ካብ UIDP በጀት ናይ መኪና ጎማን ባትሪን አቑሑት ካብ ሕጋውያን ነጋዶ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡

ቢሮ ልምዓት ከተማን ኮንስትራክሽንን ክልል ትግራይ ካብ UIDP በጀት ናይ ቢሮ ፈርኒቸር አቑሑት ካብ ሕጋውያን ነጋዶ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡

ቢሮ ልምዓት ከተማን ኮንስትራክሽንን ክልል ትግራይ ካብ UDP በጀት ናይ መኪና ዲኮር ካብ ሕጋውያን ነጋዶ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡

ቤት ፅሕፈት ጊዝያዊ ምምሕዳር ዳይሬክቶሬት ዕደጋ ፋይናንሰን ንብረት ምምሕዳርን ንቤት ፅሕሕፈት ጊ/ምምሕዳር ክልል ትግራይን ንፕረስ ሴክሪታርያትን ልጋሎት ዝውዕል ናይ ናይ ፅሬት ኣቕሑት ብፕሮፎርማ ዕደጋ ሜላ ኣወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ ይደሊ

ኩሓ ሆስፒታል ንተገልገልቲ ግልጋሎት ዝውዕል መድሓኒት ኣወዳዲሩ ኣሜሪቱ ከገዝእ ስለዝደለየ መድሓኒት መከፋፈልቲ ትካላት ካብ ዕለት 13/09/2016ዓ.ም ክሳብ 22/09/2016ዓ.ም ሰነድ ጨረታ ክትወስዱ ንሓትት።

ዓ/ዓዲ ቴክኒክን ሙያን ኮለጅ ን2016 ዓ/ም ቀወምቲ ንብረትን ሃለቅቲ ንብረት ን ህንፃ መሳርሒ፣ንኤሌትሪክ ዲፓርትመንትን ግልጋሎት ዝውዕል ንብረት ኣጫሪቱ ክዕድግ ይደሊ፡፡

ቢሮ ምህዞን ሳይንስን ቴክኖሎጅን ክልል ትግራይ ዝተፈላለዩ ናይ ስፔር ፓርት : ኣቁሑት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ከዕድግ ይደሊ፡