ማሕበር ደቂ ኣነስትዮ እዞም ዝስዕቡ ፅሕፈት መሳረሒ/ዶክመንቴሽን/፣ ናይ ስልጠና ኣቁሑት ፣ናይ ህፃናትመግቢ ፣ናይ ዓበይቲ መግቢ ጨረታ ዓይነታት ብጨረታ ክትዕድግ ትደሊ

ቢሮ ቴክኒክን ሙያን ትምህርትን ስልጠናን ስራሕ ዕድል ፈጠራን ክልል ትግራይ ናይ መኪና ስፔርን ጎማ መኪናን ብፕሮፎርማ አወዳድርካ ክንገዝእ ንደሊ ።

ኮሌጅ ኪነ-ጥበባት ትግራይ ናይ ህንፃ መሳርሒ ፕሮፎርማ ክዕድግ ይደሊ::

ቢሮ ማሕበራዊ ጉዳይን እግሪ ምትካልን ክልል ትግራይ ትሕት ክብል ዝቐረበ ናይ ፅሕፈት መሳረሒን ፅሬትን ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ።

ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት መስተ ማይ ከተማ መኾኒ ንቤት ፅሕፈት ዘገልግል ናይ ማይ ናውቲ ኣቁሑት ማለት እውን HDPE Pipe& Fiting, GS Fiting Plumping Toolsመጋጥምን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ስለዝደለየ ክትወዳደሩ እትደልዩ ሕጋውያን ነጋዶ ዝተዘርዘሩ ረቓሒ እተማልኡ ንክትወዳደሩ ንዕድም::

ኢንተርፕራይዝ ስራሕቲ መንገዲ ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ተዘርዚሮም ዘለዉ መሳርሕታት ተኻርዩ ክሰርሕ ስለዝደለየ በቲ ኣብ ታሕቲ ተገሊፁ ዘሎ ንሕድ ሕድ ዋጋ ዝደሊ ሕጋዊ ፍቓድ ዘለዎ ንከቅርብ ንገልፅ

ቢሮ ባህልን ቱሪዝምን ትግራይ ዝተፈላለዩ ዓይነታት ፅሕፈት መሳርሒ ክገዝእ ስለዝደለየ በዚ ስራሕ ሕጋዊ ንግዲ ፍቓድ ዘለኩም ተወዳደርቲ ክትወዳደሩ ይዕድም፡፡

ኤጀንሲ ምርግጋፅ ብቅዓት ሙያ ክልል ትግራይ ንኤጀንሲ ግልጋሎት ዝውዕሉ ዝተፈላለዪ ናይ ናይ መኪና እስፔርና፡ ናይ ኤሌክትሮኒክስ እስፔር ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ስለ ዝደለየ አብዚ ፕሮፎርማ ክትወዳደሩ እትደልዪ

ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕደር ፋይናንስን ከተማ ፍረወይኒ ኣቅሑት ፈርኒቸር ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ቢሮ መጎዓዝያ መራከብን ክልል ትግራይ ካብ በጀት ዓመቱ 2017 ዓም ጀሚሩ ኣብ መላእ መዋፈሪ መካይን ማለት እዉን መናሃሪያታት ካብ ክልል ትግራይ ናብ ካልኦት ኮነ ናብ ኣዲስ አበባ ካብን ናብን ዝግብር ጎዕዞ ስራሕት ምምሕዳር አገልግሎት ኢቲኬቲንግ መጎዓዝያ ካብ ሕጋዊና ነጋዶ በቲ ዝለምዐ ቴክኖሎጂ ዘማልኡ አወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ