ቤት ፅሕፈት ዋና ኦዲተር ክልል ትግራይ ነቲ ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት እናሃባ ዝርከባ ተሽከርከርቲ ግልጋሎት ዝዉዕሉ ዝተፈላለዩ ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቅሑት ክገዝእ ስለዝደለየ ሕጋዉያን መቕረብቲ ዝኾንኩም በዚ ዝስዕብ ነፃላ ዋጋ ብምምላእ ክትወዳደሩ ይዕድም

ንኮምሽን ፖሊስ ክልል ትግራይ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ መኪና ኮንፎርት ረሃፅ መኸላኸሊ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ንኮምሽን ፖሊስ ክልል ትግራይ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ህንፃን ናይ ፅሕፈት መሳርሕን ኣቅሑት አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ኤጄንሲ ኤስታቲክስ ክልል ትግራይ ትሕት ክብል ዝተዘርዘረ ናይ ሞዴል Model LAN 25 መኪና መለዋወጢ ኣቅሑት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ

ኢንተርፕራይዝ ስራሕቲ መንገዲ ክልል ትግራይ ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣቅሑት ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ኢንተርፕራይዝ ስራሕቲ መንገዲ ክልል ትግራይ ናይ ህንፃ መሳርሒ ኣቅሑት ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ 1 ፕሮፎርማ ዝቐርበሉ ቦታ ደጋፊ ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ምምሕዳር ንብረትን

ኢንተርፕራይዝ ስራሕቲ መንገዲ ክልል ትግራይ ናይ ፅሬት ኣቅሑት ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ኣብ ዋና ቤት ማዛጋጃ ከተማ መቐለ ነዞም ኣብ ታሕቲ ተዘርዚሮም ዘለዎ ናይ ቤት ፅሕፈት ፕሮጀክት ኦፊስ ዝኮነ መኪና መዴል ዲኮር ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ኣብ ዋና ቤት ማዛጋጃ ከተማ መቐለ ነዞም ኣብ ታሕቲ ተዘርዚሮም ዘለዎ ናይ ቤት ፕሮጀክት ኦፊስ ዝኮነ ናይ ሰርቪስ መኪና ክራይ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክረክብ ይደሊ

ማሕበራዊ ረድኤት ትግራይ /ማረት/ ዝተፈላለዩ ናይ ዓበይቲ መካይን ብሬክ ላይን ምልጣፍ ስራሕ ስራሕቲ / brake line rivet & with out rivet / ብጨረታ አወዳዲራ ንምስራሕ ትደሊ