ኢንስትዩት መፅናዕትን ምርምርን ፖሊስ ብ/ክ/መ/ ትግራይ መሳርሒ ፅሕፈትን፣ ጎማ መኪናን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ን 2012ዓ/ም በጀት ዘመን ዝዉዕል ክኣስር ይደሊ ስለዚ ነዞም ዝስዕቡ ረቃሕታት እተማልኡ

ኢንስቲትዩት መፅናዕትን ምርምርን ፖሊሲ ትግራይ

1 ናይ 2012ዓ/ም ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ ፣ ናይ ግብሪ ከፋላይ መለለይ ቁፅሪ ሰርተፊኬት፣

2 ናይ መቅረባይነት ምስክር ወረቀት

3 ናይ ተወሳኪ እሴት ታክስ ተመዝጋቢ ዝኮነ ብናይ እቶት ተወሳኪ እሴት ታክስ ሪፖርት መግበሪ እዋን መሰረት ናይ ሕሉፍ ተወሳኪ እሴት ታክስ ሪፖርት ዝገበረን ዘይምለስ ቅዳሕን አተሓሒዙ ዘቅርብ

4 መከበሪ ጨረታ ንሕድሕድ 3000 ቅርሺ ብዝመረፅኩምዎ ብስፒኦ ወይ ባንኪ ጋራንት መረጋገፂ ቼክ ከትሕዝ ዝክእል

5 ተጫረቲ ንሕድሕድ ዘይምለስ 50 ቅርሺ ብምክፋል ካብ ቤት ዕዮ ኢንስትዩት ብምክፋል ፅንዓትን ፖሊስን ምርምርን ክልል ትግራይ ምዉሳድ ይካኣል

6 ሰነድ ጨረታ ክፈቲ ዝኮነሉ እዋን ካብ 13/09/2012ዓ/ም ክሳብ 27/09/2012ዓ/ም ሰዓት 11፡00 ናይ ድሕሪ ቀትሪ ኣብ ዘሎ ግዜ ናይ ስራሕ መዓልታትን ሰዓትን ይከዉን

7 ናይ መጫረቲ ሰነድ ኣታዊ ዝግበረሉ ዕለት 28/09/2012ዓ/ም ክሳብ 5፡30 አታዊ ይግበር ጨረታ ዝክፈተሉ ዕለት ብተመሳሳሊ ዕለት ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኮልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ሰዓት 8፡30 ድ/ቀትሪ ይክፈት

8 ትካልና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ብመሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

ንተወሳኺ ሓበሬታ 03 45 59 99 25

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo