ቤት መዘጋጃ ከተማ ማይጨዉ ንቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ መንገዲ ፀረጋ ብኤክስካቫተር ኪራይ ሓዊሱ 240 ሜትር ወርዱ 10 ሜትር ዝኮነ መንገዲን ሓመድ ምዉጋድ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክስርሕ የደሊ ስለዚ ሕጋዉያን ነጋዶ ክትወዳድሩ ይዕድም

ቤት ፅሕፈት መዘጋጃ ከተማ ማይጨዉ

1 በዚ ዘፈር ንግዲ ናይ ዘበኑ ዝተሓደሰ ፍቃድ ንግዲ ቲን ናምበርን ከቅርብ ዝክእል

2 ናይ ኣካራይን ተካራይን ከቅርብ ዝክእል

3 ቫት ሰርቲፊኬት ከቅርብ ዝክእል

4 ናይ መጋቢት ወርሒ ቫት ዲክለር ዝገበረሉ መረዳእታ ከቅርብ ዝክእል

5 መኸበሪ ጨረታ 10,000.00 ብስፒኦ ወይ ብጥረ ገንዘብ ከትሕዝ ዝክእል

6 ናይ ጨረታ ሰነድ ዋጋ ዘይምለስ 30 ብር ብምክፋል ኣብ ስራሕ ሰዓት ካብ ቤት መዘጋጃ ከተማ ማይጨዉ ምዉሳድ ይካኣል

7 እቲ ጨረታ ሳንዱቕ 27/09/2012ዓ/ም ሰዓት 4፡00 ተዓፅዩ ሰዓት 4፡30 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኮልቶም ኣብዝተረከብሉ ኣብ ቤት መዘጋጃ ከተማ ማይጨዉ ይክፈት

8 ቤት ፅሕፈትና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

9 ቤት ፅሕፈትና 20 ሚኢታዊ ናይ ምዉሳክ ወይ ናይ ምቅናስ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

10 እቲ ሰዓራይ ጨረታ ብናይ ባዕሉ ነዳዲ ኮይኑ ነቲ ኤክስካቫተር ብናይ ባዕሉ ወፃኢ ትራንስፖርት ከምፅእ ዝክእል

ተወሳኪ ሓበሬታ 03 42 47 08 84

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo