ቢሮ ፀጥታ ምም/ርብ/ክ/መ/ትግራይ ብናይ 2012ዓ/ም ነጀት ንቢሩኡ ግልጋሎት ዝወዕል ብግልፂ ጨረታ አጫሪቱ ክእድግ ስለዝደለየ ዝርዝር ከምዝስዐብ ይኸዉን 1 ጋራዥ ኣቅሑት 2 መኪና ስፔር ፓርት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደለየ ካብ ሕጋዉያን ነጋዶ ዝስዕብ ረቃሒ እተማልኡ ንክትወዳደሩ ይዕድም

ቢሮ ፀጥታን ምምሕዳር ክልል ትግራይ

1 ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለዎን ናይ 2012ዓ/ም ንግዲ ፍቃድ ዘሐደሰን ዘይምለስ ፎቶ ኮፒ ዘቅርብ ዝኽእል

2 ቲን ናምበር ዘለዎን ኣብ መቅረባይነት ዝተመዝገበን ዘይምለስ ፎቶ ኮፒ ዘቅርብ

3 ቫት ዝተመዝገበን

4 ናይ ጨረታ መኸበሪ ቢድ ቦንድ ሕጋዉነት ብዝተረጋገፀ ስፒኦ ወይም ብጥረ ገንዘብ ብር 10000.00 ብሽም ቢሮ ፀጥታ ምም/ር ክ/ትግራይ ከትሕዝ ዝኽእል

5ዝተዳለወ ናይ ጨረታ ዶክመንት ሰነድ ካብ ቢሮ ፀጥታን ምም/ር ብ/ክ/መ/ትግራይ ኣብ እንዳ ተ/ሃይማኖት ቤተ ክርስትያን ፊት ንፊት ቢሮ ቁፅሪ 25 50 ቅርሺ ብምክፋል ክትወስዱ ትይክእሉ

6 መኸበሪ ዉዕሊ 10 ሚኢታዊ ካብ ዘሸነፎ ዓይነት ንብረት ቅድሚ ዉዕሊ ምእሳሩ ከትሕዝ ዝክእል ዉዕሊ ኣሲሩ አታዊ ዝገብርን

7 ቢሮና ካብቲ ዝፍፅሞ ግዝኢት 20 ሚኢታዊ ምዉሳክ ምቅናስን ጠቂሊሉ ምስራዝ ዝኽእል ምኻኑ

8 እቲ ጨረታ ኣብ አየር ዝፀንሓሉ ካብ 13/09/2012ዓ/ም ክሳብ 25/09/2012ዓ/ም ይፀንሕ

9 እቲ ጨረታ ዝእሸገሉ ዕለት 25/09/2012ዓ/ም ሰዓት 4፡00 ኮይኑ በቲ ዕለት ሰዓት 4፡30 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኮልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ይክፈት

10 ቤት ፅሕፈትና ዝሓሸ መማረፂ እነተረኪቡ ጨረታ ብክፋል ይኩን ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 44 40 99 47

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo