ኤጄንሲ ማዕድንን ኢነርጅን ክልል ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተጠቐሰ ናይ መኪና ስፔር ፓርት መለዋወጢ ኣቅሑት ፕሮፎርማ ምልክታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደሊ ክትወዳደሩ ይዕድም

ናይ ምምሕዳር ከተማ መቐለ ሪጅዮ ፖሊስ ዋና ቤት ማዛጋጃ ከተማ መቐለ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ደንቢ ልብሲ ዕድጊት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግን ስለዝደለየ ሕጋዉያን ነጋዶ ክትወዳደሩ ንዕድም

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ኣፅቢ ወንበርታ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ፣ ናይ ኣዳራሽ ወንበር / ፈርኒቸር/ ፣ ናይ መኪና መቃያየሪ ኣቅሑትን፣ ኮምፒተርን ተዛመድቲ ኣቅሑትን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲርና ክንዕድግ ንደሊ፡፡

ቢሮ ሰራሕተኛን ማሕበራዊ ጉዳይን ክልል ትግራይ ትሕት ክብል ዝተዘርዘረ ናይ ሕትመት ኣቅሑት ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ኤጄንሲ መራኸቢ ሓፋሽ ትግራይ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ መኪና ስፔር ፓርት ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ብቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ መቐለ ን ዝተፈላለያ ቤት ፅሕፈታት ከተማ መቐለ ግልጋሎት ዝዉዕል ኤሌክትሮኒክስ ካብ ሕጋዉያን ነጋዶ ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ክዕድግ የደሊ

ን 2ይ ግዜ ዝወፀ ምልክታ ጨረታ ንማይጨዉ ሕርሻ ኮሌጅ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ኤሌክትሪክ ኣቅሑት ፣ ናይ ህንፃ ኣቅሑት ፣ ናይ መሳርሒ ፅሕፈትን ፣ ናይ መኪና ስፔርን፣ ካብ ሕጋዉያን ነጋዶ ኣወዳዲሩ ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ዓዲግራት ጀነራል ሆስፒታል ንግልጋሎት ዝዉዕሉ 1/ ናይ ሕትመት ሰነዳትን መዛግብቲን 2/ ናይ ደንቢ ክዳን 3/ ናይ ሽንት ቤት ገንዳ ምምጣት ግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ከብ ዝምልከቶም መቅረብቲ ነጋዶ ክዕድግ ይደሊ

ለምለም ካርል ሆስፒታል ግልጋሎት ዝዉዕል ሜድካል ኢኩፒመንት ብጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ የደሊ

ኤጄንሲ ልምዓት ምምሕዳር ኣባይቲ ክልል ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተገለፀ ናይ ስፔር ፓርት ኣቅሑት ክዕድግ ስለዝደለየ ነዞም ኣቁሑት ክተቕርቡ ትክእሉ ትካላት ምልክታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት ኣተሒዙ ክሳብ 01/09/2012 ዓ/ም ሰዓት 3፡00 ፕሮፎርማ ብምምላእ ክትወዳደሩ ይዕድም