ቤት ፅሕፈት ቤት ማዛጋጃ ከተማ ዓዲግራት ኣብቲ ከተማ ቀበሌ 02 ዝዳሎ ሰፈር ልምዓት ፕላን /NDP/ ካብ ናይ መደበኛ በጀት ብግልፂ ጨረታ ኣማከርቲ ወይ ድማ consultant ክዕድም ስለዝደለየ ክትወዳደሩ ይዕድም

ቤት ፅሕፈት ቤት ማዘጋጃ ከተማ ዓዲግራት

1 ግብሪ እዚ ዘመን ዝከፈልኩም በቲ ዘፈር ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ ዘለኩም

2 መለለይ ቁፅሪ ቲን ናምበር ዘለኩም

3 ናይ ዘመኑ ዝተሓደሰ መረዳእታ መቅረባይነት ዘቅርቡ

4 ናይ ተወሳኪ እሴት ታክስ ዝተመዝገብኩንሉን በቢ ወርሑ ዲክለር ዝገበሩኩምሉ መረዳእታ

5 ሰነድ ጨረታ እዚ ምልክታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት 24/09/2012ዓ/ም ጀሚሩ ክሳብ 08/10/2012ዓ/ም ሰዓት 11፡30 ናብ ቤት ፅሕፈት ቤት ማዛጋጃ ከተማ ዓዲግራት ከ/ስ/ዕ/ፋ/ምም/ር/ን ናብ 3ይ ደብሪ ቢሮ ቁፀሪ 301 እናመፃእኩም ናብ ዝተዳለወ ሳንዱቅ ጨረታ ኣታዊ ክትገብሩ ትክእሉ

6 ቤት ፅሕፈትና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 44 45 23 86 /03 42 45 45 63

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo