ቤት ፅሕፈት ማይ ግልጋሎት ከተማ ዓዲጉዶም ናይ ማይን ትቦን መገጣጠምን ብግልፂ ጨረታ ከወዳድር ስለዝደለየ ሕጋዊ ፍቃድ ዘለኩም ንክትሳተፉ ይዕድም

ቤት ፅሕፈት ማይ ግልጋሎት ከተማ ዓዲ ጉዶም

1 ንቤት ዕዩና (ትካልና ) ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድን መቅረባይነትን መረጋገፂ ምስክር ወረቐት ዘለዎም

2 ናይ ማይ መገጣጠምን ህንፃ መሳርሒ መረጋገፂ ሰርትፊኬት ንግዲ ፍቃድነ ዘሐደሰ ንግዲ ፍቃድ ዘምዝገባ ተወሳኪ እሴት ታክስ ( ተመዝጋቢ ንዝኮነ) መለለይ ግብሪ ከፋላይነት ( TIN NO) ንካልኦት ንጨረታ ዝጠቅሙ መረዳእታትን ምስ ዋና ዝተገናዘቡ ፎቶ ኮፒ ከቅርብ ዝክእል

3  ናይ ማይ መገጣጠምን ህንፃ መሳርሒ ኣብ ዓዲ ጎዶም ቤት ፅሕፈት ማይን ፈሳስን ግልጋሎት ከተማ ዓዱጉዶም ምካኑ ፈሊጡ ዝሳተፍ

4 ሰነድ ጨረታ ኣብ ቢሮ ቁፅሪ 04 ካብ ዕለት 14/6/2016 ዓም ክሳብ 28/6/2016 ዓም ግዜ ኣብ ሰራሕ ሰዓት ዘይምለስ ብር 30 ከፊሎም ምዉሳድ ይክእሉ

5 ተጫረቲ ሰነድ ጨረታ ፋይናንሻል ሓፈሻዊ ብምምላእ ብዝግባእ ኣብ ዝተዓሸገ ፖስታ ዋናን ፎቶ ኮፒን ነንበይኑ ዝሐዘ ኣብ ሕድሕድ ፖስታ ድማ ናይ ተጫረትቲ ስም ኣድራሻ ፊርማ ኦርጅናልን ኮፒን ተባሂሉ ተፃሒፍሉን ማህተም ዓሪፍዎን ነቲ ጨረታ ተባሂሉ ኣብ ቤት ፅሕፈት ዓዲ ጉዶም ቢሮ ቁፅሪ 04 ዝተዳለወ ሳፁን (ሳንዱቅ) ከእተዉ አለዎም

6 ስፒኦ ወይ ጥረ ገንዘብ ብር 16000 (ዓሰርተ ሸድሽተ  ሽሕ ብር) ጨረታ መከበራይ ከትሕዝ አለዎ

7 እቲ ጨረታ ኣብ ቤት ፅሕፈትና ዓዲጉዶም ቢሮ ቁፅሪ 04 ዕለት 28/6/2016 ዓም ልክዕ ሰዓት 6:30 ተዓፅዩ በቲ ዕለት ሰዓት 8:30 ተጫረቲ ወይድማ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ይክፈት ኮይኑ ግና ተጫረቲ ወይድማ ሕጋዊ ወከልቶም እነተዘይተረኪቦም ቤት ዕዩና ጨረታ ፖስታ ምክፋት መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

7 ቤት ዕዩና ዝሐሻ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብክፋል ወይ ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ተቁ

ዝርዝር ዓይነት ንብረት

ስፐስፊኬሽን

መዐቀኒ

በዝሒ

ነፀላ ዋጋ

ጠ/ ዋጋ

1

ትቦ ፕላስቲክ በዓል 2 ½   ኢንች

HDPE

ሜትሮ

350

2

ሜል ኣዳፕተር በዓል  2 ½   ኢንች

ፍሽ

ቁፅሪ

04

3

ካፕለር በዓል 2 ½   ኢንች

ፃዕዳ

ቁፅሪ

04

4

ስትሬት  ዩኔን በዓል 2 ½   ኢንች

ፍሽ

ቁፅሪ

04

5

ፕላስቲክ በዓል 2 ½   ኢንች

HDPE

ሜትሮ

100

6

ጌት ቫልቭ በዓል በዓል 3  ኢንች

ራንቦ/ኢታሊ

ቁፅሪ

01

7

ሮዳስ በዓል  3-2 ½   ኢንች

ቁፅሪ

01

8

ቲ ፕላስቲክ በዓል 2ኢንች

ፍሽ

ቁፅሪ

01

9

ኒፕልስ በዓል በዓል  1ኢንች

ፃዕዳ

ቁፅሪ

04

10

ሮዲሰር በዓል በዓል 2- 1 ኢንች

ፃዕዳ

ቁፅሪ

01

11

ሜል ኣዳፕተር በዓል 1 ኢንች

ፍሽ

ቁፅሪ

05

12

ጌት ቫልቭ በዓል 1 ኢንች

ራንቦ /ኣታሊ

ቁፅሪ

03

13

 ፍላግ በዓል 1 ኢንች

ፍሽ

ቁፅሪ

03

14

 ቲ ሓፂን በዓል 1 ኢንች

ፃዕዳ

ቁፅሪ

02

15

 ስትሬት ዩኔን በዓል 1 ኢንች

ፍሽ

ቁፅሪ

02

16

ካፕለር በዓል 1 ኢንች

ፃዕዳ

ቁፅሪ

01

18

ፕላስቲክ ትቦ  በዓል 1

HDPE

ሜትሮ

450

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo