ቢሮ ባህልንቱሪዝምን ትግራይ ሎሚ ዘበ ን ንዝብዓል በዓል ኩናት ዓድዋ ብድምቀት ንምብዓል መጎዓዚ ዝከዉን 60 (ሱሳ) ሰብ ትሕዝ ኣዉቶብስ ክካረይ ስለዝደለየ በዚ ስራሕ ሕጋዊ ፍቓድ ዘለኩም ተወዳደርቲ ክትወዳደሩ ንዕድም

ቢሮ ባህልን ቱሪዝምን ትግራይ

1 ናይ 2016 ዓም ግብሪ ዝከፈሉን ዝተሐደሰ ናይ መቅረባይነት መፍለይ ቁፅሪ /ቲን ቁፅሪ/  ናይ መቅረባይ ምስክር ወረቀት መረጋገፂ ዘቅርቡ

2 ካላዉዶ ዝገበራ

3 ሳልሳይ ወገን ኢንሹራንስ ዘለዎን

4 በዚ መሰረት ዝተዳለወ ዝርዝር ካብ ቢሮና ክፍሊ ዕደጋ ቢሮ ቁፅሪ 110 ካብ ዕለት 15/6/2016 ዓም ጀሚሩ ምዉሳድ ይከኣል

5 ፕሮፎርማ ዝቀርበሉ ምልክታ ካብ ዝወፀሉ ጀሚሩ ክሳብ ዕለት 19/6/2016 ዓም ሰዓት 3:00 ሰዓት ናይ ንጉሆ ኣታዊ ኮይኑ ይዕሸግ

6 ፕሮፎርማ ዝከፈተሉ ዕለት 19/6/2016 ዓም ሰዓት 3:30 ኣብ ቢሮ ቁፅሪ 109 ይከዉን

7 እዚ ፕሮፎርማ ኣብ መንጎ ግዝኢት ፈፃሚ ኣካልን መቅረባይ ከም ዉዕሊ ኮይኑ የገልግል

8 ኣብ ዉሽጢ 1 መዓልቲ ከቅርብ ዝክእል

9 ቢሮና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

10 ተጫረቲ ሰነድኩም ንጨረታ ተናሂሉ ኣብ ዝተዳለወ ሳንዱቅ ንእተእትዉ ንሕብር

11 ኣድራሻና ከባቢ ጥዕና ጣቢያ መቐለ ፊትንፊት ፎቶ ደስታ ዝርከብህንፃ አብርሃም ደስታ ቀዳማይ ደብሪ ቢሮ ቁፀሪ 110 እዩ

12 ተወሳኪ ሐበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 09 14 769450 ደዊልካ መብርሂ ምሕታት ይከኣል

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo