ሱር ኮንስትራክሽን ሓላ/ዝ/ዉ/ማ ንኮንስትራክሽን ስራሐቲ አገልግሎት ዝዉዕሉ ዝተፈላለዩ ናይ ኮንስትራክሽን: ናይ ፅሬት ኣቅሑትን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

Sur Construction PLC

1 ስለዚ ኣብዚ ጨረታ ክትሳተፉ እትደልዩ  ነጋዶ ናይ መቅረባይነት ፈቃድ ዘለኩም ተጫረቲ ካብ 15 የካቲት 2016 ዓም ከሳብ 5 መጋቢት 2016 ዓም  ክሳብ 3:30 ቅድሚ ቀትሪ ላጪ ኣብ ዝርከብ ሱር ኮንስትራክሽን ሓላ/ዝ/ዉ/ማ ህንፃ ስራሕቲ ቢዝነስ ዩኒት ቢሮ ብምቅራበ ኩሉ ግዘ አብ ስራሕ ሰዓት ሰነድ ጨረታ ዘይምለስ 100 ቅርሺ ከፈልኩም ወሲድኩም ኣብ ጨረታ ክትሳተፉ ትክእሉ ምካንኩም እናገለፅና

2  እቲ ጨረታ 5 መጋቢት 2016 ዓም ልክዕ ሰዓት 4:00 ናይ ቅድሚ ሰዓት ተዓፅዩ ብተመሳሳሊ ዕለት ሰዓተ 4:15 ናይ ቅድሚ ሰዓት ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዘለዉሉ ይክፈት

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo