መከላከያ ኮንስትራክሽን ኣብ ዓዲ ሾህ ደላ ሳምረ ዘስርሖ ዘሎ መንገዲ ፅርግያ ኣጎልግሎት ዝዉዕል ክሬሸር ክካረ ስለዝደለየ ነዞም ዝስዕቡ እተማልኡ ሕጋዉያን ነጋዶ ንክትወዳደሩ ይዕድም

ኣብ ቤት ፅሕፈት ቢሔራዊ ክልላዊ መንግስቲ ትግራይ ዳይሬክቶሬት ዕደጋን ፋይናንስን ምምሕዳር ንብረት ንቤት ፅሕፈት ርእሰ ምምሕዳር ፣ ንዞባ ክልል ስታፍ፣ ንቤት ፅሕፈት ጥርዓን ሕ/ሰብ ዉሳነ ምሃብን ፣ ንቤት ፅሕፈት ቤት ምኽሪ ግድብ ህዳሴ ኢ/ያ ክልል ትግራይ፣ ንቤት ፅሐፈት ሶቖጣ ቃል ኪዳን ፣ ኣጎልግሎት ዝዉዕል ናይ ፅሕፈት መሳርሕን ፣ ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቅሑትን ጎማታትን ናይ መኪና መገያየፅን፣ ኣቅሑ ፅሬትን ብግልፂ ጨረታ ክዕድግ ይደሊ

ቢሮ ሰራሕተኛ ማሕበራዊ ጉዳይን ክልል ትግራይ ደጋፊ ከይዲ ስራሕ ዕ/ፋ/ን/ምም/ርን ናይ ሕትመት መሳርሒ ኣቅሑት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ግዚኢት ክፍፅም ይደሊ

ቢሮ ሰራሕተኛ ማሕበራዊ ጉዳይን ክልል ትግራይ ደጋፊ ከይዲ ስራሕ ዕ/ፋ/ን/ምም/ርን ኣብ ናይ 2013 ዓ/ም 1ይ ፍርቂ በጀት ዓመት ዝተፈላለዩ ናይ ኣካል ጉድኣት ዊልቸር ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ግዚኢት ክፍፅም ይደሊ

ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶት ምምሕዳር ፋይናንስ ወረዳ ብዘት ን 2013ዓ/ም በጀት ዓመት 1ይ ዙር ጨረታ ንኣብያተ ፅሕፈት ወረዳ ኣጎልግሎት ዝዉዕሉ ዝተፈላለዩ ንብረት ክዕድግን ከስርሕን ይደሊ ፣ መሳርሒ ፅሕፈት፣ ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ ፣ ኣቅሑት ፅሬት ፣ ስራሕቲ ሕትመት ፣ ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቅሑት፣ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ

ማእከል ቤት ህንፀት ዓዲግራት ሃለቅቲ ባህሪ ዘለዎም መሳርሒ ፅሕፈት ማለት እዉን ሎት 1 ደቀቅቲ ኣቅሑት መሳርሒ ፅሕፈት ሎት2 ኣቅሑት ፅሬት ሎት3 ፅገና ዝዉዕሉ ንብረታት መሳርሒ ህንፃ ሎት ሎት4 ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ

ንኮምሽን ፖሊስ ክልል ትግራይ ግልጋሎት ዝዉዕል ፣ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቅሑት ፣ ኣጫሪቱ ክዕድግ ይደሊ

መከላከያ ኮንስትራክሽን ኢንተርፕራይዝ በዲቼቶ-ጋላፊ መገንጠያ ኤሊዳር-በልሆ መንገድ ሥራ ፕሮጀክት የሚገኘ የተለያዩ ኣላቂ ንብረቶች በጨረታ አወዳድሮ መሸጥ ይፈልጋል

ቤት ፅሕፈት ስራሕቲ ምግባረ ሰናይ ትእምት ንስራሕቱ ዝዉዕሉ ናይ ሰርቨር ኮምፒተርን አወዳዲሩ ብጨረታ ክዕድግ ይደሊ

ኮምሽን ስነ-ምግባርን ፀረ-ግዕዝይናን ክልል ትግራይ ዝዉገዱ / ዘገልገሉ ንብረት/ ፅሕፈት መሳርሒ፣ ኤሌክትሮኒክስ ፣ ጎማ ስፔር ፓርትን ቀወምቲ ንብረትን ብጨረታ አወዳዲሩ ክሸይጥ ይደሊ ስለዚ እቲ ልዕል ኢሉ ዝተገለፀ ክትዕድጉ እትደልዩ ንዕድም