ቢሮ ሐለዋ ጥዕና ክልል ትግራይ ናይ ኮምፒተር ተዛመድትን ኣቅሓ ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ቢሮ ሐለዋ ጥዕና ክልል ትግራይ

1 ናይ 2016 ዓም ንግዲ ፍቃድ ዝሐደስኩም

2 ዝተሐደሰ መቅረባይነት ከቅርብ ዝክእል

3 ናይ ግብሪ ከፈለቲ መለለይ ቁፅሪ ቲን ቁፅሪ ምምዝጋቡ መረዳእታ ከቅርብ ዝክእል ይዕድም

ተቁ

ዝርዝር ዓይነት ንብረት/ ግልጋሎት/

 ዝርዝር መግለፂ

መለክዒ

በዝሒ

ናይ ሐደ ዋጋ

1

ፍላሽ /Flesh / with OTG

32 GB

ብቁፅሪ

06

2

ናይ ላፕቶፕ ቦርሳ

ተሓዛሊ ዓብይ

ብቁፅሪ

06

3

ዲቫይደር /Divider/

· GURDIAN SHIELD

· 1GA-250A

ብቁፅሪ

10

መብርሂ ቢሮና ዘዳለዎ ሰነድ ፕሮፎርማ ስፐስፊኬሽን ወፃኢ ዝመልዓ መቅረባይ ካብ ዉድድር ወፃኢ ዝከዉን ምካኑ ነፍልጥ :: ስልኪ ቁፅሪ ኣብቲ ዝተአሸገ ፖስታ ክፀሓፍ አለዎ

4 እቲ ፕሮፎርማ ጨረታ ካብ ዝተለጠፈሉ ዕለት 19/6/2016 ዓም ዕለት 21/6/2016 ዓም ተመሳሳሊ ሰዓት 10:30 ተዓፅዩ 22/6/2016 ዓም ዕለት ሰዓት 3:00 ይክፈት

5 ዶክሜንት ብፖስታ ብምዕሻግ ኣብ ቢሮ ቁፅሪ 42 ዕደጋ እንዳመፃእኩም ምሃብ ትክእሉ

6 ዘሸነፈ ተወዳዳሪ ንክቅርብ ኦርደር ካብ ዝተዉሃበሉ ዕለት ኣብ ዉሽጢ ሰለስተ መዓልቲ ከቅርብ ዝክእል

7 ኣብ ላዕሊ ዝተጠቀሰ መረዳእታ ተታሓሒዙ ከቅርቡ አለዎ

8 እዚ ፕሮፎርማ ጨረታ ምልክታ ከም ዉዕሊ የገልግል

ንተወሳኪ ሐበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0344404715

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo