Mums for Mums is looking for a competitive bidders that can provide Medicine of interest based on the following tender document structured as follow

ኢንስቲትዩት መፅናዕትን ምርምርን ፖሊስ ትግራይ ንበጀት ዓመት 2016 ዓም ዕድጊት ፅሬት ኣቅሑት ካብ ሕጋዊያን መቅረብቲ ዕድጊት ብፕሮፎርማ ክፍፅም ይደሊ

ምልኸታ ፕሮፎርማ/ ናይ ወርሒ ጥሪ 2016 ዓ/ም/ ቢሮ ሓለዋ ጥዕና ክልል ትግራይ ናይ ሕትመት መሳርሒ ብፕሮፎርማ ኣወዳድሩ ክዕድግ ይድሊ፤

ምልኸታ ፕሮፎርማ/ ናይ ወርሒ ጥሪ 2016 ዓ/ም/ ቢሮ ሓለዋ ጥዕና ክልል ትግራይ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ብፕሮፎርማ ኣወዳድሩ ክዕድግ ይድሊ፤

ኣብ ትሕቲ ማሕበር ልምዓት ትግራይ ዝመሓደር ማእኸል ኢንቨስትመንት ቓላሚኖ ካብዚ ንታሕቲ ዝተጠቀሱ ዝተፈላለዩ ናይ ብሎኬት መስርሒ ማሽን ሞልድታትን ቴራ ብሚዲፊክ ንከስርሕ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ ::

ደደቢት ትካል ልቓሕን ዕቋርን ኣ/ማ ካፖርት ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለ ዝደለየ ክትጫረቱ እትደልዩ ሲዒቡ ተዘርዚሩ ዘሎ ረቋሒታት እተማልኡ ትካላት ንክትወዳደሩ ይዕድም፡፡

ዓ/ዓዲ ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት መስተ ማይ 2016 ዓ/ም ንኣጠቓላሊ እቲ ዓመት ስራሕ መካየዲ ግልግሎት ዝውዕል ናይ ማይ ትቦን መገጣጠምን ቆፀርትን ስዊች ቦርድ መገጣጠሚ ብግልፂ ጨረታ ኣጫሪቱ ክዕድግ ይደሊ።

ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶት ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ እንዳሞኮኒ ንዘፈር ቁጠባ ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕል ፅሕፈት መሳርሒ ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ክገዝእ ስለዝደለየ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለኩም ነጋዶ ክትወዳደሩ ይዕድም

ቤት መዘጋጃ ከተማ ሸራሮ ከይድ ስራሕ ትልምን በጀትን ዕደጋ ፋይናንስን ምምሕዳርን ን2016 ዓም ናይታ ከተማ ኣብ ማእከል ኣስፓልት ዘለዉ ሓምለዎት ቦታት ተክልታትን ፈልሲ ጣብያ ካልኦትን ክሬቸር ካብ ዝበሃል ቦታ ማይ ብቦጥ እናዳጎዓዘ ተክልታት ከስቲ ምስ ዝክእል ናይ ማይ ቦጥ ኪራይ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክሰርሕ ይደሊ

ትካል ኦርቶ ፊዝዮቴራፒ ማእኸል መቐለ ዝተፈላለዩ ናይ ኤለክትሮኒክሰ መሳርሒ ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደለየ ንቶም ኣብ ታሕቲ ዝቅመጡ ዝርዝር መዐቀንታትን መስፈርታት እተማልኡ ኣብዚ ጨረታ ንምስታፍ ድልየት ዘለኩም ብምዕዳም ኣብዚ ጨረታ ዝሳተፉ ትካላት ይኹኑ ውልቀ ሰባት እዞም ዝስዕቡ መስፈርቲ ዘማልኡ ክኾኑ ይግባእ።