ሓፈሻዊ ሆስፒታል ማያኒ ደጋፊ ከይዲ ስራሕ ምምሕዳር ፋይናንስን ዕደጋ ንብረትን ኣብ በጀት ዓምት 2016 ዓም ነቲ ሆስፖታል አገልገሎት ዝዉዕል ናይ ሰብ መድሓኒትን : ናዉቲ ህክምናን : መሳርሒ ፅሕፈት : ናይ ሕትመት ስራሕቲን : ኣቅሑት ፅሬትን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ሆስፒታል ማያኒ ሽራሮ

1 በቲ ዘፈር ናይ 2016 ዓም ዝተሐደሰ ፍቃድ ንግዲ መቅረባይነት ዘለኩም

2 ብዘይካ ናይ መድሓኒትን ናዉቲ ህክምናን ተወሳኪ እሴት ታክስ ተመዝገበቲ ምካንኩም መረዳእታ ክተቅርቡ እትክእሉ

3 ናይ ከፋሊ ግብሪ ቲን ናምበር ማለት እዉን መረዳእታ ክተቅረቡ እትክእሉ

4 ንመድሓኒትን ናዉቲ ህክምናን ተወዳደርቲ ብቅዓት መረጋገፂ መረዳእታ ክተቅረቡ እትክእሉ

5 ንመከበሪ ጨረታ 10000/ ዓሰርተ ሽሕ/ ቅርሺ ከምእዉን ተወዳዳራይ ሰዓራይ ኣብ ዝኮነሉ እዋን ካብ ጠቅላላ ዋጋ መከበሪ ዉዕሊ 10 ሚእታዊ ብጥረ ገንዘብ ብባንኪ ዝተረጋገፀ ሕጋዊ ቼክ ኣብ ኩነታት ዘይተመስረተ ዉሕስና ባንኪ ስፒኦ ወይ ብባንኪ ዝተረጋገፀ ሌተር ኦፍ ክሪዲት ከትሕዝ ዝክእል

6 ሰነድ ጨረታ ዘይምለስ 50 ቅርሺ ብምክፋል ካብ 1 ጉንበት 2016 ዓም ክሳብ 16 ጉንበት 2016 ዓም ኣብ ዘሎ ናይ ስራሕ ሰዓት ኣብ ደጋፊ ከይዲ ስራሕ ዕቀባ ፋይናንስን ምምሕዳር ንብረትን ሓፈሻዊ ሆስፒታል ማይኣይኒ ንኡስ  ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ክፍሊ ክትወስዱ ንዕድም

5 ሰዓራይ ምካንኩም ምስተረጋገፀ ኣብ ዉሽጢ 3 መዓልቲ ዉዕሊ ክትኣስሩ ትክእሉ

6 ጨረታ ዝዕፀወሉ እዋን 16 ጉንበት 2016 ዓም ዓት 4:00 ቅድሚ ሰዓት ኮይኑ ጨረታ ዝክፈተሉ ብተመሳሳሊ ዕለት16 ጉንበት 2016 ዓም ዓት 4:30 ቅድሚ ሰዓት ይከዉን

7 ኩሉ መረዳእታኩም ቅዳሕ ብምግባር ምስ ናይ ዋጋ መቅረቢ ዝርዝር ሰነድ ብምትሓዝ ዓሺግኩም ናብ ደጋፊ ከይዲ ስራሕ ፋይናንስን ምምሕዳር ንብረትን ሓፈሻዊ ሆስፒታል ማይኣይኒ ንኡስ ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ክፍሊ ኣብ ዘዳለዎ ሳንዱቅ ጨረታ ምእታዉ ትክእሉ

8 ተወዳደርቲ ዝሰዓርክምዉ ንብረት ብናይ ባዕሎም መገዓዝያ ናብ ሓፈሻዊ ሆስፒታል ማይኣይኒ ንብረት ክፍሊ ከረክቡ ዝክእሉ

9 ቤት ፅሕፈትና ዝሸሐ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

10 ኣብ ናይ ባዕልና መቅረቢ ዝርዝር ብፅሬትን ብፅፈትን ክምልኣ ይግባእ

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo