ቢሮ መሬትን ማዕድንን ክልል ትግራይ ንዝተፈላለዩ ብሎት ዝተዘርዘሩ ዓይነት ንብረታት ሎት ሐደ ኤሌክትሮኒክስ : ሎት ክልተ ሕትመት ብጨረታ ክዕድግ ይደሊ ::

ጨረታ ኣብ ግዝያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ቢሮ ማይን ኢነርጅን ንኮዋሽ ፕሮጀክት ግልጋሎት ዝውዕል ናይ መኪና መለዋወጢ አቑሑትን ጎማን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደለየ ሕጋውያን ነጋዶ ክትወዳደሩ ንዕድም።

ቤት ምኽሪ ንግድን ዘፈር ማሕበራትን መቐለ ኣብ ታሕቲ ልተጠቀሱ ንብረት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለ ዝይደሊ ሕጋዊ ነጋዶ ክትወዳደሩ ንዕድም፡፡

ቢሮ ኢንዱስትሪ ክልል ትግራይ ተሽከርከርቲ ኣወዳዲሩ ውዕሊ ብምእሳር ክካረይ ስለዝደለየ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ረቛሒ እተማልኡ ክትወዳደሩ ይዕድም:-

ቤት ምኽሪ ንግድን ዘፈር ማሕበራትን መቐለን ትግራይን ን "ሰላም ንትንሳኤ ትግራይን ርክብ ንግዲ ንንግዲን ሲምፖዝዮምን ባዛርን ግልጋሎት ዝውዕል ፅሕፈት መሳርሒ ሕትመት ፣ኤሌክትሪክ ኣቁሑት ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ::

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ መቐለ ንከተማ ናይ ዘ/መ/ግ/ ከ/ መ/ከ/ስ/እቶት ግልጋሎት ክዕድግ ካብ ዕለት 29/04/2016ዓ/ም ብቑፅሪ 1566/ምከመ/03 ናይ መኪና ዘገልግል ስፔር ክዕደገሎም ኣፍሊጦምና ኣለዉ። በዚ መሰረት ኣብዚ ፕሮፎርማ ክትወዳደሩ እትደልዩ በ ዝተመዝገብኩም መቕረብቲ ስዒቦም ዝተቐመጡ ረቋሒታት እተማልኡ ክትወዳደሩ ንሕደም፡፡

ቤት ፅሕፈት ቤት ፍርዲ ፋይናንስ ወረዳ እምባ ኣላጀ ነቲ ወረዳና አገልግሎት ዝዉዕሉ መሳርሒ ፅሕፈት : ኣቅሑት ኮምፒተርን ተዛመድቲ : ከምእዉን ስራሕቲ ሕትመት: ፅሕፈት ኣቅሑት : ኣቅሑት ፅሬትን : ፅገና ኤሌክትሮኒክስ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ መቐለ ንቤት ፅሕፈት ዘፈር መንግስታዊ ግልጋሎት ከተማ መቐለ ግልጋሎት ዝውዕል ናይ ሕትመት ፕሮፎርማ ኣወዳዲርና ዕድጊት ክንፍፅም ንደሊ ፡፡

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ መቐለ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ብሜላ ግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ንምዕዳግ ስለዝደሊ በዚ ዘርፊ ክወዳደሩ ዝደልዩ ሕጋውያን መቅረብቲ ክጫረቱ ይዕድም፡፡

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ ዓ/ዓዲ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዝረዝሩ ናይ ማኪና ስፔር ኣዋዳዲሩ ክዕድግ ይድሊ