ኢንተርፕራይዝ ስራሕቲ መንገዲ ክልል ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ተዘርዚሩ ዘሎ ንብረት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ስለዝደለየ ሕጋዊያን ነጋዶ ክትወዳደሩ ይዕድም።

ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ማይን ፍሳስን ከተማ መቐለ ንናይ ቤት ፅሕፈትና ሽንት ቤት ፅገና ዘገልግል We (water Closet) ተዓዲጉ ንክቐርብ ብደቁ 20919 ቐ/መ/ማይ ዕለት 26/3/2016 ዓም ብኣዉራ ከ/ስ/ትካላት መስተ ማይ ብዝቀረበ ሕቶ ዕድጊት መሰረት ንምዕዳግ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ማይን ፍሳስን ከተማ መቐለ ንናይ ቤት ፅሕፈትና ላፕቶፕ መትሓዚ ዘገልግል ቦርሳ ተዓዲጉ ንክቐርብ ብደቁ 209173 ቐ/መ/ማይ ዕለት 18/4/2016 ዓም ብኣዉራ ከ/ስ/ትካላት መስተ ማይ ብዝቀረበ ሕቶ ዕድጊት መሰረት ንምዕዳግ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ መቐለ ንቤት ፅሕፈት ምምሕዳር ከተማ መቐለ ንቤት ፅሕፈት ዘፈር መንግስታዊ ግልጋሎት ሰራሕተኛታት ዝዉዕል ባጅ : ቲተርን : ክቢ ማህተምን ብፕሮፎርማ አወዳዲርና ዕድጊት ክንፍፅም ንደሊ

ንካልኣይ ግዜ ዝወፀ ደደቢት ትካል ልቓሕን ዕቋርን ኣ/ማ ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣቅሑት ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለ ዝደለየ ክትጫረቱ እትደልዩ ሲዒቡ ተዘርዚሩ ዘሎ ሮቑሓ እተማልኡ ትካላት ንክትወዳደሩ ይዕድም፡፡

ንካልኣይ ግዜ ዝወፀ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስ ከተማ መቐለ ንቤት ፅሕፈት ዘፈር መንግስታዊ ግልጋሎት ከተማ መቀለ ግልጋሎት ዝዉዕሉ ሰርቨር ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ዕድጊት ክንፍፅም ንደሊ

ማይጨዉ ፖሊ ቴክኒክ ኮሌጅ ኣብ በጀት ዓመት 2016 ዓም ንምምሃር ምስትምሃርን ንካልኦት ግልጋሎት ዝዉዕል መሳርሒ ህንፃ ወይ እዉን ማኒፋክቸሪንግ ኮንስትራካሽን : ዋተር ቴክኖሎጂ : ኤሌክትሪካል ቴክኖሎጂ: መሳርሒ ፅሕፈት :ኣቅሑት ፅሬት : ኣቅሑት አዉቶ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደሊ ንተወዳደርቲ ይዕድም

ለም ትራንስፖርትን ንግድን ኣክስዮን ማሕበር ኣብ መቐለ ቀበሌ 17 ፊት ንፊት ባሎኒ ሆቴል ወይ ጥቓ ፖሊ ኢንስቲትዩት ኮሌጅ ዝርከብ G+1 ህንፃ ስፍሓት ቦትኡ 3000 ( ሰለስተ ሺሕ) ሜትር ካሬ ኾይኑ እቲ ህንፃ ኣብ 284.76 ሜትር ካሬ ዝዓረፈ በዝሒ ክፍልታት ጠቕላላ 19 ዝሓዘ ህንፃ ብጨረታ ኣወዳዲሩ ንምሻጥ ይደሊ፣

ቢሮ ባህልን ቱሪዝምን ትግራይ ዝተፈላለዩ ዓይነታት ኣቁሑ መኪና ክገዝእ ስለዝደለየ በዚ ስራሕ ሕጋዊ ንግዲ ፍቓድ ዘለኩም ተወዳደርቲ ክትወዳደሩ ይዕድም፡፡

ኣብ ቐዳማይ ወያነ ቤት ፅሕፈት ት/ፋይናንስን አብ ፖሊስ ዘሎ ስርናይን ክክፅን ብግልፂ ጨረታ ንክንሽጥ ስለ ዝደለና ካብዚ ንታሕቲ ክወዳደሩ ድሌት ዘለኩም ንክትወዳደሩ ንዕድም፡፡