ን3ይ ግዜ ዝወፀ ኣብ ጊዜያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ቢሮ ማይን ኢነርጂን ን2016 በጀት ዓመት ዘድልዩ ናይ ሐለዋ ማለት እዉን ዋርዲያ ስራሕቲ ብጨረታ ንምሕላዉ ወይድማ ንምስራሕ ኣብ ዝተፈላለዩ ናይቲ ቢሮ መክዝናትን ዋና ቢሮን ብዉልቀን ብማሕበር ንዝተወደቡ አወዳዲሩ ከሐልዉ ወይድማ ከስርሕ ይደሊ

ትካልና ቢኤምኣር ሪል እስቴት ሓ/ዝተወ/ው/ማሕበር ኣብ ከተማ መቐለ ክ/ከተማ ቀ/ወያነ ዝርከብ City Mall ፕሮጀክት ናይ ኳዕታ(Excavation and Earth Work) ስራሕቲ ኣጫሪቱ ንምስራሕ ስለዝደለየ

ቢሮ ጥዕና ክልል ትግራይ ንህብረተሰብ አገልግሎት ዝዉዕሉ ማለት አዉን ምቅራብ መድሓኒት : ሕትመት ምሕታምን : ኣቅሑት ኮምፒተርን ተዛመድትን ክዕድግ ስለዝደለየ ክትወዳደሩ እትደልዩ ንክትጫረቱ ይዕድም

ኣብ ቤት መዘጋጃ ዓዲግራት ዝርከብ ከይዲ ስራሕ ዝተዋደደ መሰረት ልምዓተ ሓዲሽ ፀፀር መንገዲ ኣብ ከተማ ዓዲግራት ቀበሌ 01 ካብ ሓፁር ሪፊራል ሆስፒታል ክሳብ ሃይላይ ወለንኪኤል ብደቀቅቲ አናእሸተይ ትካላት ማለት እዉን ሽርክና ማህበራት ብደረጃ 8 ኣናእሸተይ RC ወይድማ GC ኮንትራክተራት ብናይ UIDP በጀት አወዳዲሩ ክሰርሕ ይደሊ

ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕደር ፋይናስን ወረዳ ሳምረ ንኣብቲ ወረዳ ንዝርከባ ኣብያተ ዕዩ አገልግሎት ዝዉዕሉ ኣቅሑት ኤሌክትሮኒስክ ኣጫሪቱ ክዕድግ ይደሊ

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ ሽረ እንዳስላሴ ንዝተፋለለየ ኣብያተ ፅሕፈታት ግልገሎት ዝዉዕል ኤሌክትሮኒክስ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲርና ክንዕድግ ይደሊ

ውቕሮ ሕርሻ ፖሊ ቴክኒክ ኮሌጅ ኣብ ታሕቲ ዝተገለፀ ናይ ኤሌትሮኒክስ ኣቁሑ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለ ዝደለየ

ውቕሮ ሕርሻ ፖሊ ቴክኒክ ኮሌጅ ኣብ ታሕቲ ዝተገለፀ ናይ ሞተር ሳይክል መለዋወጢ ኣቑሑት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለ ዝደለየ

ኢንተርፕራይዝ መፅናዕቲ፡ዲዛይንን ቁፅፅርን ስራሕቲ ማይ ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዘሎ ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቑሑት ብጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ስለ ዝደለየ ካብዚ ቐፂሉ ዘሎ መስፈርቲ እተማልኡ

ቢሮ ባህልን ቱሪዝምን ትግራይ ባዓል ዓድዋ ብዝደመቐ መንገዲ ንምብዓል ንምትእኽኻብ ስለዝደለየ፤ ኣብዚ ዓውዲ ትነጥፉ ፕሮሞተራት ኣወዳዲሩ