ቢሮ ሓለዋ ጥዕና ክልል ትግራይ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ብፕሮፎርማ ኣወዳድሩ ክዕድግ ይድሊ፣

ቢሮ ሐለዋ ጥዕና ክልል ትግራይ

ናይ ጨረታ ምልኽታ /ፕሮፎርማ/ 

ወርሒ ግንቦት 2016 ዓ/ም

ቢሮ ሓለዋ ጥዕና ክልል ትግራይ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ብፕሮፎርማ ኣወዳድሩ ክዕድግ ይድሊ፣

1. ናይ 2016 ዓ/ም ንግዲ ፍቓድ ዘሓደስኩም፤

2. ዝተሓደሰ መቕረባይነት ከቕርብ ዝክእል፣

3. ናይ ግብሪ ከፈልቲ መለለይ ቑፅሪ ቲን-ናምቨር ምምዝጋቡ መረዳእታ ከቕርብ ዝኽእል ይዕድም!

ተ.ቑዝርዝር ኣቕሑትመግለፂ /Specification/መለክዒበዝሒንሓደ ዋጋ
ብር
1ፕሪንተር ቐለም05A, Genius/Garden/ተመሳሳሊብቑፅሪ50
2ፕሪንተር ቐለምHP-Laser jet P1102w,/85A ኦርጅናልብቑፅሪ20
3ፕሪንተር ቐለም26A . ኦርጅናልብቑፅሪ05
4ፕሪንተር ቐለምTK-1160, ኦርጅናልብቑፅሪ03
5ፕሪንተር ቐለምTK-3160, ኦርጅናልብቑፅሪ05
6እስቴፕልስ ሽቦ 24/6ማእከላይ(1,000X10)ብፓኬት50
7ኣግራፍ ዓብይበዓል 10 ዝሕዝብፓኬት10
8ኣግራፍ ማእከላይበዓል 10 ዝሕዝብፓኬት10
9ፍሉድ ምስ መበዕበፅኡRetype, 20mlብፓኬት10
10ናይ ኢድ ካርቦንኣምባሳደር 800OH, ኦርጅናልብቑፅሪ30
11ፔፐር ሃርድ ከቨርብደሰጣ30
12ትራንስፓረንሲብደሰጣ30
13ሽራ ፕላስተርዓብይብቑፅሪ30
14ካኪ ፖስታማእከላይ ናይ ወፃኢ፣50 ዝህዝብፓኬት10

➢ መብርሂ፦ ቢሮና ዘዳለዎ ሰነድ ፕሮፎርማ ስፔስፊኬሽን ወፃኢ ዝመልዓ መቕረባይ ካብ ውድደር ወፃኢ ዝከውን ምኳኑ ነፍልጥ ። ስልኪ ቁፅሪ ኣብቲ ዝተኣሸገ ፖስታ ክፀሓፍ ኣለዎ ::

➢ እንክተሎም መምርሒ:

4. እቲ ፕሮፎርማ ጨረታ ካብ ዝተለጠፈሉ ዕለት 06/09/ 2016 ዓ/ም - ዕለት 08/09/2016 ዓ/ም ሰዓት 10፡30 ዝፀንሕ ኾይኑ ዕለት 09/09/2016 ዓ/ም ሰዓት 3፡30 ይኽፈት::

5. ዶክሜንት ብፖስታ ብምዕሻግ ኣብ ቢሮ ክፍሊ ዕደጋ ቁፅሪ -09 ዕደጋ እንዳመፃኩም ምሃብ ትኽእሉ::

6. ዘሸነፈ ተወዳዳራይ ንኸቅርብ ኦርደር ካብ ዕለት ዝተወሃበሉ ኣብ ዉሽጢ 31 ማዓልቲ ከቕርብ ዝኽእል::

7. ናይ ፕሮፎርማ ዋጋ ፀኒዑ ዝፀንሐሉ ግዘ 7 ማዓልቲ እዩ፡፡

8. ኣብ ላዕሊ ዝተጠቐሰ መረዳእታ ተታሓሒዙ ክቕርቡ ኣለዎ::

9. እዚ ናይ ፕሮፎርማ ጨረታ ምልኸታ ከም ዉዕሊ የገልግል::

ንተወሳኺ ሓበሬታ ብስልኪ ቑፅሪ 0344-40-47-15 ምሕታት ቢሮ ሓለዋ ጥዕና ክልል ትግራይ

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo