ቤት ፅሕፈት ምምሕዳር ዞባ ምዕራብ ትግራይ አብ 2016 በጀት ዓመት ዝተፈላለዩ ኤሌክትሮኒክስ አቑሑት &ፅሬት መሳርሒ 8ፅሕፈት መሳርን አናእሽተይ መሳርሒ ፅሕፈት&ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቁሑትን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።

ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ከተማ ዳንሸ ንኣብያተ ፅሕፈታት ከተማኡ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣቅሑት: ን ፅሕፈት መሳርሒን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ቤት ፅሕፈት ጊዝያዊ ምምሕዳር ዳይሬክቶሬት ዕደጋ ፋይናንሰን ንብረት ምምሕዳርን ንቤት ፅሕፈት ርምምሕዳር ግልጋሎት ዝውዕል ናይ መኪና ጎማ ብፕሮፎርማ ዕደጋ ሜላ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ቢሮ ባህልን ቱሪዝምን ትግራይ ሎሚዘበን ንዝበዓል በዓል ዓወት ኩናት ዓድዋ ብድምቀት ንምብዓል ነቲ በዓል ዝኸውን ስቴጅ /መድረኸ/ን ዝተፈላለዩ ኣቁሑታትን ስለዝደለየ በዚ ስራሕ ሕጋዊ ንግዲ ፍቓድ ዘለኩም ተወዳደርቲ ክትወዳደሩ ይዕድም፡፡

ቢሮ ባህልን ቱሪዝምን ትግራይ ሎሚዘበን ንዝበዓል በዓል ዓወት ኩናት ዓድዋ ብድምቀት ንምብዓል ነቲ በዓል ብቪድዮን ብፎቶግራፍን ክስንድ ስለዝደለየ በዚ ስራሕ ሕጋዊ ንግዲ ፍቓድ ዘለኩም ተወዳደርቲ ክትወዳደሩ ይዕድም፡፡

ቢሮ ባህልን ቱሪዝምን ትግራይ ሎሚዘበን ንዝበዓል በዓል ዓወት ኩናት ዓድዋ ብድምቀት ንምብዓል ነቲ በዓል ዝኸውን ዝተፈላለዩ ዓይነታት ሕትመት ከሓትም ስለዝደለየ በዚ ስራሕ ሕጋዊ ንግዲ ፍቓድ ዘለኩም ተወዳደርቲ ክትወዳደሩ ይዕድም፡፡

ቤት መዘጋጃ ቤት ፅሕፈት ከተማ ዓዲጉዶም ዝተፈላለዩ ዓይነት ናይ ስፖርት ዕጥቂ ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ክዕድገ ይደሊ

ዓዲ -ሓ 2ይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ ኣብ ናየ 2016 ዓም ብዉሽጢ ዝተሐደሰበ በጀት ክልተ ክፍልን ሐደ ናይ ዋርዲያ መሕለዉን ቆርቆሮ ከስርሕ ይደሊ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ንዘለዎም ሰብ ሞያ ኮንስትራክሽን ከስርሕ ይደሊ

ኢንተርፕራዝ መፅናዕቲ ዲዛይንን ቁፅፅርን ስራሕቲ ማይ ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዘሎ ናይ መኪና መለዋወጢ አቅሑት ናይ ጉልበት ዋጋ ሓዊሱ ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ

ኢንተርፕራዝ መፅናዕቲ ዲዛይንን ቁፅፅርን ስራሕቲ ማይ ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዘሎ ናይ መኪና ባትሪ ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ አወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ