ኢንተርፕራይዝ ስራሕቲ መንገዲ ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ተዘርዚሮም ዘለዉ ተሽከርከርቲ ተኻርዩ ክሰርሕ ስለዝደለየ በቲ ኣብ ታሕቲ ተገሊፁ ዘሎ ንሕድ ሕድ ዋጋ ዝደሊ ሕጋዊ ፍቓድ ዘለዎ ኣብ ዝመረዎ ነተኣናግድ ምዃና ንገልፅ

ኢንተርፕይዝ ስራሕቲ መንገዲ ትግራይ

ቑፅሪ ደ/ከ/ስ/ዕ/ምም/ን/101/2016

ዕለት፡- 26/09/2016 ዓ/ም

ቀጥታ ክራይ መሳርሒ ዝወፀ ምልክታ

ንኹልኹም መቕረብቲ ክራይ መሽነሪታትን ተሽከርከርትን

ኢንተርፕራይዝ ስራሕቲ መንገዲ ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ተዘርዚሮም ዘለዉ ተሽከርከርቲ ተኻርዩ ክሰርሕ ስለዝደለየ በቲ ኣብ ታሕቲ ተገሊፁ ዘሎ ንሕድ ሕድ ዋጋ ዝደሊ ሕጋዊ ፍቓድ ዘለዎ ኣብ ዝመረዎ ነተኣናግድ ምዃና ንገልፅ

ሀ/ ፕሮጀክት ውቅሮ-ፅገረዳ

S/Nዓይነት መሳርሒ መሽንርሕቐት ን ስራሕንበዝሒ ስራሕመለክዒበዝሒ መኪናናይ ሓደ ዋጋ ምስ ቫቱ ብብርመብርሂ/ remark
01ዳምፕ ትራክካብ 20.0-30 ኪ.ሜ23,000ሜ3154,000.00ሓንቲ መኪና ልዕሊ 16 ሜ ትፅዕን
ካብ 30.1-40 ኪ.ሜ6,000.00
ካብ 40.1-50 ኪ ሜ8,000.00

ለ/ ፕሮጀክት ግራዳንደር-ሓረዘ

S/Nዓይነት መሳርሒ መሽንርሕቐት ን ስራሕንበዝሒ ስራሕመለክዒበዝሒ መኪናናይ ሓደ ዋጋ ምስ ቫቱ ብብርመብርሂ/ remark
01ዳምፕ ትራክካብ 0.0-10 ኪ.ሜ30,000ሜ310/td>4,000.00ሓንቲ መኪና ልዕሊ 16 ሜ ትፅዕን
ካብ 20.1-30 ኪ.ሜ6,000.00
ካብ 30.1-40 ኪ ሜ9,000.00

1) ነዚ ኣብ ላዕሊ ተዘርዚሩ ዘሎ ዓይነታት መሳርሒ ካብ ዝወፀሉ ዕለት ጀሚሩ ኣብ መቐለ ዋና ቤት ፅሕፈት

ኢንተርፕራይዝ ስራሕቲ መንገዲ ትግራይ ደጋፊ ከይዲ ስራሕ ዕደጋን ምምሕዳር ክትገብሩ ንሕብር

ንብረትን እንዳቐረብኩም ሪፖርት

2) መሳርሒ መቕረብቲ ኣግባብነት ዘለዎ ብግልፂ ዝንበብ ዝተሓደሰ ንግዲ ስራሕ ፍቓድ ፣ ናይ ግብሪ ከፋሊ መፍለይ ቑፅሪ ፣ ናይ ንግዲ ዘርፍን(መቕረባይ) ካሊእ ኣድላይ መረዳእታን ዘቕርብ፤

3) እተን መሳርሕታት ዝተሓደሰ መንጃ ፍቓድ፣ 3ይ ወገን፣ ሊብረን ካላውዶን ዝገበራ ምዃንን መረዳእታ ምቕራብ

4) እተን ክራይ መሳርሒ ናብ መቐለ ዋና /ቤ/ፅ ኢ/ስ/መ/ት ወይ ናብቲ ዝተጠቐሰ ፕሮጀክት ኣትየን ፅርየትን ምስተረጋገፀ ብናይ ባዕሉ ትራንስፖርት ወሲዱ ስራሕ ንምጅማር ቕቡል ዝገብር፤

5) ቐዲሙ ዝመፀ ተወዳዳራይ ቕድሚያ ብምሃብ ውዕሊ ኣሲሩ ናብ ስራሕ ክዋፈር ይግበር፤

6) እቲ ኢንተርፕራይዝ ብኽፋል ይኹን ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ፤

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo