ደም ባንክ ማይጨው ናይ ንደም ባንክ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ መኪና ኣቁሑት ብጨረታ መሰረት ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ፡፡

ማይጨው ደም ባንክ

ጨረታ -ምልክታ

ደም ባንክ ማይጨው ናይ ንደም ባንክ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ መኪና ኣቁሑት ብጨረታ መሰረት ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ፡፡ ስለዚ ነዚ ኣብ ታሕቲ ተዘርዚሩ ዘሎ ረቃሓ ዝተማልኡ ነጋዶ ንክትጫረቱ ንዕድም

1. ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድን ናይ ዘመኑ ግብሪ ዝከፈለን

2. ቲን መፍለይ ቁፅሪ ዘለዎን

3. ቫት ተመዝጋቢ ዝኮነ

4. ጨረታ መክበሪ 3000 ጥረ ገንዘብ ወይ ብስፒኦ ከትሕዝ ዝኽእልን

5. ጨረታ ሰነድ 30 ብር ብምክፋል ካብ ለምለም ካርል ሆ/ል ዕ/ፋ/ን/ምም/ር መፂኩም

ትወስዱ እትከእሉ ምካንኩም ንገልፅ

6. 2 % ዊዝ ሎልዲንግ ክከፍል ዝክእሉ

7. ጨረታ ኣብ ኣየር ዝፀንሐሉ እዋን ዕለት 27/9/2016 ዓ.ም ስካብ 06/10/2016 ዓ.ም ኣብ ዘሎ ናይ ስራሕ ሰዓት ይኸውን

8. ጨረታ ዝዕፀወሉ ዕለት 06/10/2016 ሰዓት 8፡00 እንትኸውን ጨረታ ዝኸፈተሉ ድማ 06/10/2016 ሰዓት 8፡30 መቀለ ጥዕና ብሮ ይኸውን

9. ጨረታ እንትከፈት ባዕሎም ወይም ሕጋዊ ወኪሎም ኣብ ዝተረከቡሉ ይከፈት

10. ጨረታ ሰዓራይ ምኻኑ ካብ ዝተነገሮ ኣብ ውሽጢ 5 መዓልቲ ውዕሊ ክኣስር ዝክእል

11. እቲ ሰነድ ስርዝ ድልዝ እንተሃልይዎ ተቀባልነት ኣይህልዎን

12. ትካልና ዝሸሐ መማረፂ እንተረኺቡ እቲ ጨረታ ብከፊል ይኩን ብሙሉእ ናይ ምስራዝመሰሉ ዝተሓለወ እዩ፡፡

መተሓሳሰቢ ፡ ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 091442120 ይደዉሉ

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo