ኣብ ከይዲ ስራሕ ትልምን በጀትን ዕደጋ ንብረትን ፋይናንስን ቤት መዘጋጃ ከተማ ሽረ እንዳስላሴ ንቤት መዘጋጃ እታ ከተማ ዝዉዕል ናይ መሳርሒ ፅሕፈት : ኤሌክትሮኒክስ : ናይ ቢሮ ኣቅሑት : መለዋወጢ ኣቅሑት መኪና : ፈለሲ ተክሊ : ናይ ሆማክስ ጀነሪተርን ንብረትን : ናይ ፋርጎ ማሽን ንብረትን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ቤት መዘጋጃ ሽረ እንዳስላሴ

1 ሕጋዊ ንግዲ ፈቃድ ዘለዎ ናይ 2016 ዓም ዝተሐደሰን ብቅዳሕ አታሓሒዙ ከቅርብ ዝክእል

2 ናይ 2016 ዓም ዝተሐደሰ መቅረባይነት ዘለኩም ብቅዳሕ አታሓሒዙ ከቅርብ ዝክእል

3 መለለይ ቁፅሪ ከፋሊግብሪ ዘለዎ ብቅዳሕ ድማ አታሓሒዙ ከቅርብ ዝክእል

4 ተመዘጋቢ ተወሳኪ እሴት ታክስ ዝኮነ ብቅዳሕ ድማ አታሓሒዙ ከቅርብ ዝክእል ናይ ሕሉፍ ሰለሰተ ወርሒ ወይ እዉን ካብ ጥሪ ክሳብ መጋቢት 2016 ዓም ናይ ተወሳኪ እሴት ታክስ ሒሳብ ዘፍለጠሉ መረዳእታ ከቅርብ ዝክእል

5 ሰነድ ጨረታ ካብ 21/9/2016 ዓም ጀሚሩ ክሳብ 5/10/2016 ዓም ካብ ሳዓት 2:30 ክሳብ 11:30 ኣብ ስራሕ ሰዓት ዝርዝር ሰነድ ጨረታ ካብ ቤት መዘጋጃ ከተማ ሽረ እንዳስላሴ ክፍሊ ቁፅሪ 15 ሰለሰተ ሚኢቲ ቅርሺ / 300/ እናከፈለኩም ንሕድሕድ ዘፈር ክትወስዱ ትክእሉ

6 እቲ ጨረታ 6/10/2016 ዓም ልክዕ ሰዓት 4:00 ተዓፅዩ ብተመሳሳሊ ዕለት 6/10/2016 ዓም ሰዓት 4:30 ተጫረቲ ባዐሎም ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ይክፈት

7 እቲ ጨረታ በቲ ኣብ ምልክታ ዝተገለፀ ኣማሊኡ እንተተረኪቡ በዘይለዉሉእዉን ንምክፋት ዝዓገቶ ነገር የብሉን

8 መከበሪ ጨረታ ናይ መሳርሒ ፅሕፈት ንኤሌክትሮኒክስ  15000 ቅርሺ  : ናይ ቢሮ ኣቅሑት 20000 ቅርሺ : መለዋወጢ ኣቅሑት መኪና 15000 : ፈለሲ ተክሊ 15000 : ናይ ኣቅሑት ጀነሪተርን 5000 : ናይ ፋርጎ ማሽን 5000 ቅርሺ ብጥረ ገንዘብ ወይ ኣብ ኩነታት ዝተመስረተ ወይ ብስፒኦ ከትሕዝ ዝክእል

9 ሰነድ ጨረታ ብንፁር ዝንበብ ስርዝ ድልዝ በዘይብሉ እንተኮነ እዉን ኣብ መወዳእታ ዋጋ ናይ ባዕሉ ወይ ወኪሎም ፊርማ ማሕተምን ኣብ ነብስ ወከፍ ገፅ ድማ ማሕተም ትካል ብምግባር ብፖስታ ዓሺጎም ከቅርቡ ይግባእ እዚ ዘይገበር ተጫረቲ ካብ ጨረታ ወፃኢ ይከዉን

11 ዋጋ ፀኒዑ ዝፀንሐሉ ግዘ እንተነኣሰ ን15 መዓልቲታት ይከዉን

12 ትካልና ዝሸሐ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ንተወሳኪ ሐበሬታ ንምርካብ ስልኪ 0943080138 ደዊልካ ምሕታት ይከኣል

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo