ኣብ ቤት ፅሕፈት ል/እ/ም/ር ፋይናንስን ወቆተምቤን ምልክታ ግልፂጨረታ ኣብ ርእሲ ዋኒኑ ንምግላፅ ከም ዝተፈተነ ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶት ምም/ር ፋይናንስ ወቆላ ተምቤን ኣብ ባጀት ዓመት 2016 ዓ/ም ካብ ዝተመደበሉ በጀት ንዘፈር ቁጠባ ዘግልግል ናይ ናይ ፈርኒቸር ስራሕቲ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ሰለ ዝደለየ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ረቛሒታት እቃማልኡ መቕረብቲ ንክትወዳደሩ ይዕድም።

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወ/ቆ/ተምቤን

ቑፅሪ ል/እ/ም/ፋ/ወ/ቆ/ከ/ስ/ዕ/ን/ምም/ር/ 252/02/2016

ዕለት 26 /09 /2016 ዓ/ም

ምልክታ ግልፂ ጨረታ

ኣብ ቤት ፅሕፈት ል/እ/ም/ር ፋይናንስን ወቆተምቤን ምልክታ ግልፂጨረታ ኣብ ርእሲ ዋኒኑ ንምግላፅ ከም ዝተፈተነ ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶት ምም/ር ፋይናንስ ወቆላ ተምቤን ኣብ ባጀት ዓመት 2016 ዓ/ም ካብ ዝተመደበሉ በጀት ንዘፈር ቁጠባ ዘግልግል ናይ ናይ ፈርኒቸር ስራሕቲ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ሰለ ዝደለየ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ረቛሒታት እቃማልኡ መቕረብቲ ንክትወዳደሩ ይዕድም።

• ኣብቲ ግልፂ ጨረታ ዝተጠቐሰ ሞዴል/Specification ምስራዝ ኣይካኣልን።

• እቲ ግልፂ ጨረታ ናይ በዓል ዋና ማህተምን ፊርማን ሕጋዊ ንግዲ ፍቓድ ክህልዎ ኣለዎ ።

• እዚ ግልፂ ጨረታ ተጫራታይ ወይ ሕጋዊ ወኪሎም ኣብ ዘለዎ ይኽፈት በቲ ዝተብሃለ እዋንን ቦታን እንድሕር ዘይተረኸቡ ተጫረትቲ ወይ ሕጋዊ ወኪላቶም ኣብ ዘይሰጡሉ ዝኸፈት ምዃኑ።

• ስዓራይ ምዃኑ ምስ ተፈለጠ ንብረት ብናይ ባዕሉ መጋዓዝያ ናብ ቤት ፅሕፈት ል/እ/ምም/ር ፋይናንስን ወ/ቆ/ተምቤን ከቅርብ ዝኽእል ።

• ንሓደ ደኩመንት ዘይምለስ ብር 100 / ሓደ ሚኢቲ ብር / ካብ ከይዲ ስራሕ ልምዓት እቶት ወረዳ ቆላ ተምቤን ሰነድ ብምግዛእ እቲ ጨረታ ሰነድ ብዝግባእ መሊኡ ክወዳደር ዝደሊ

• ተጫረቲ ቅድሚ ጨረታ ምኽፋቱ መኽበሪ ጨረታ ዝኸውን 5000 ብር ብcpo ወይ ብጥረ ገንዘብ ከትሕዝ ዝኽእል ።

• ሰነድ ዝሽወጠሉ እዋን ካብ ዕለት 26/ 09 /2016 ዓ/ም ክሳብ 06/09/2016 ዓ/ም ኮይኑ ሓደ ኮፒን ሓደ ኦርጅናል ነንበይኑ ዓሽጉ ብምምፃእ ነዚ ተባሂሉ ዝተዳለወ ናይ ጨረታ ሳፁን ምእታው ይከኣል

• እቲ ጨረታ ዕለት 06/ 09 /2016 ዓም ልክዕ ስዓት 4፡00 ተዓፅዩ በቲ ዕለት ስዓት 4፡30 ቅድሚ ስዓት ይክፈት ዝኸፈተሉ ቦታ ኣብ ቤት ፅሕፈት ል/እ/ምም/ር ፋይናንስን ወረዳ ቆላ ተምቤን ከይዲ ስራሕ ዕደጋን ንብረት ምምሕዳር ቢሮ ቁፅሪ 39 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኪላቶም ኣብ ዘለውሉ ይክፈት ። ተጫረቲ ብዘይ ምርካቦም ጨረታ ምክፋት ኣይተኣጓጎልን ።

• ስዓራይ ምስ ተፈለጠ ኣብ ውሽጢ 5 መዓልቲ ውዕል ክኣስር ዝኽእል።

• ናይዚ ዘመን ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ ˖መቅረባይነት ሰርተፊኬት÷ ግብሪ ከፋልቲ መለለይ ቁፅሪ /ቲን ካርድ / ዘለዎን መረዳእታ ካቐርቡ ዝክእሉን ቫት ዝተመዝገቡ እንተኮይኖም ደማ እዋናዊ ዲክለረሽን መረዳእታ ካቐርቡ ዝኸእሉ።

• ቤት ፅሕፈት ል/እ/ምም/ር ፋይናንስን ወቆ/ተምቤን እዚ ግልፂ ጨረታ ዝሓሸ መማረፂ እንተረኺቡ ብሙልእ ይኹን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ።

• ቤት ፅሕፈት ል/እ/ምም/ር ፋይናንስን ወረዳ ቆላ ተምቤን ተወሳኺ ሓበሬታ 0914158967

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo