ኒዉ ሚለንየም ኮሌጅ ንቤት ፅሕፈት ኣገልግሎት ዝዉዕል ህንፃ ብጨረታ አወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ ዝስዕብ ረቆሓታት እትማልኡ ንክትወዳደሩ ይዕድም::

ዩንቨርስቲ ኮሎጅ ኒው ሚለንየም

ኒዉ ሚለንየም ኮሌጅ

ናይ ጨረታ ምልክታ

ኒዉ ሚለንየም ኮሌጅ ንቤት ፅሕፈት ኣገልግሎት ዝዉዕል ህንፃ ብጨረታ አወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ ዝስዕብ ረቆሓታት እትማልኡ ንክትወዳደሩ ይዕድም::

1 ናይ ጨረታ መኽበሪ ቢድ ቦንድ ካብ ጠቅላላ ዋጋ 5% ብ CPO ከትሕዝ ዝኽእል::

2 ዝርዝር ጨረታ ሰነድ ዘይምለስ 30.00 ብር ብምኽፋል ካብ ዕዳጋ ክፍሊ ምዉሳድ ይካአል::

3 እዚ ጨረታ አብ አየር ዝፀንሐሉ እዋን ካብ ዕለት ጥቅምቲ 28 ክሳብ ሕዳር 11/2007 ዓ/ም ኮይኑ እዚ ጨረታ ሕዳር 11/2007 ዓም ሰዓት 4:00 ተዓፅዩ ሰዓት 4:15 ተጫረትቲ ወይ ከዓ ሕጋዊ ወከልቶም አብ ዝተረኸብሉ ይከፈት ባዕሎም ወይ ወይ ሕጋዊ ወኪሎም ብምትራፎም እቲ ጨረታ ካብ ምኽፋት ዝእግድ ነገር የለን::

4 ተጫረቲ ሰዓራይ ምኮኑ ምስ ተነግሮ አብ ዉሽጢ 1 መዓልቲ ዉዕሊ ይአስር ::

5 ሳዓራይ ተጫረቲ ኣብ ዝመልኦ ዋጋ ዝናሳሕ እንትኮይኑ ዘትሐዞ ስፒኦ /CPO/ ናብ ኒዉ ሚለንየም ኮሌጅ ኣታዊ ይኸዉን ::

6 ተጫረትቲ ዝተሐደሰ ንግዲ ፍቃድ ከቅርቡ ይግባእ ::

7 ተጫረትቲ አብ ስራሕቲ ህንፃ / Construction/ ዝተዋፈሩ ክኾኑ ይግባእ ::

8 ተጫረቲ ቲን ቑፅሪ ከቕርቡ ይግባእ ::

9 ተጫረቲ ንግዲ ምዝገባ ከቕርቡ ይግባእ ::

10 ተጫረቲ ቫት ዲክላሬሽን ከቕርቡ ይግባእ::

11 ኮሌጅና ዝሐሸ አማራፂ እንተረኪቡ እዚ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዪ::

ንዝበለፀ ሓበሬታ ብቑስልኪ 0344406088/406144 ደዊልካ ምሕታት ይካአል ::


 


 

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo