ኒዉ ሚለንየም ኮሌጅ ናይ መራብሒ /Duplicator /ሜሽንን ፎቶ ኮፒ ሜሽንን ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ ዝስዕብ ረቆሓታት እትማልኡ ንክትወዳደሩ ይዕድም::

ዩንቨርስቲ ኮሎጅ ኒው ሚለንየም

ኒዉ ሚለንየም ኮሌጅ

ናይ ጨረታ ምልክታ

ኒዉ ሚለንየም  ኮሌጅ ናይ  መራብሒ/ Dupicator/ ሜሽንን ፎቶ ኮፒ ሜሽንን ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ   ይደሊ  ዝስዕብ  ረቆሓታት  እትማልኡ ንክትወዳደሩ  ይዕድም
1 ናይ ጨረታ መኽበሪ ቢድ ቦንድ ካብ ጠቅላላ ዋጋ  5% ብ  CPO  ከትሕዝ   ዝኽእል::
2  ዝርዝር  ጨረታ  ሰነድ ዘይምለስ  30.00 ብር  ብምኽፋል  ካብ  ዕዳጋ  ክፍሊ  ምዉሳድ  ይካአል::
3  እዚ ጨረታ  አብ አየር  ዝፀንሐሉ  እዋን  ካብ ዕለት ጥቅምቲ  28 ክሳብ  ሕዳር   11/2007 ዓ/ም ኮይኑ እዚ  ጨረታ  ሕዳር 11/2007  ዓም  ሰዓት  4:00 ተዓፅዩ  ሰዓት 4:15  ተጫረትቲ  ወይ  ከዓ  ሕጋዊ   ወከልቶም  አብ  ዝተረኸብሉ  ይከፈት  ባዕሎም ወይ  ወይ ሕጋዊ ወኪሎም ብምትራፎም  እቲ ጨረታ ካብ ምኽፋት  ዝእግድ ነገር  የለን::
4  ተጫረቲ  ሰዓራይ  ምኮኑ ምስ ተነግሮ አብ ዉሽጢ  1 መዓልቲ  ዉዕሊ ይአስር ::
5  ሳዓራይ ተጫረቲ  ኣብ  ዝመልኦ ዋጋ  ዝናሳሕ   እንትኮይኑ  ዘትሐዞ  ስፒኦ /CPO/ ናብ  ኒዉ ሚለንየም ኮሌጅ ኣታዊ  ይኸዉን ::
6  ተጫረትቲ  ዝተሐደሰ  ንግዲ  ፍቃድ ከቅርቡ  ይግባእ ::
7  ተጫረቲ  ቲን ቑፅሪ ከቕርቡ  ይግባእ ::
8 ተጫረቲ  ንግዲ  ምዝገባ  ከቕርቡ  ይግባእ ::
9   ተጫረቲ  ቫት ዲክላሬሽን  ከቕርቡ  ይግባእ::
10  ኮሌጅና  ዝሐሸ አማራፂ  እንተረኪቡ እዚ ጨረታ  ብሙሉእ  ይኩን  ብክፋል  ናይ  ምስራዝ መሰሉ  ዝተሐለወ እዪ::
ንዝበለፀ  ሓበሬታ  ብቑስልኪ  0344406088/406144 ደዊልካ ምሕታት  ይካአል ::

 

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo