ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋ/ኢ/ልምዓት ወረዳ ቆላ ተምቤን አብ ዘበነ 2008 ዓም ቁርፅራፅ ዘርኢ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክሰርሕ ይደሊ ስለዚ ኣብቲ ጨረታ ክሳተፉ እትደልዩ ሕጋዉያን ተወዳደርቲ ንክትወዳደሩ ይዕድም

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወ/ቆ/ተምቤን

ተቁ

ዓይነት ንብረት

በዝሒ

መዐቀኒ

ተጫራታይ ዝመልእዎ ናይ ሐደ ዋጋ

1

ሳዩን መርዓት ጉንዲ

3000

ቁፅሪ

 

2

ገልፂ በለስ

25000

ቀፅሪ

 

 

  1. አብቲ ግልፂ ጨረታ ዝተጠቐሰ ሞዴል/ Specification/ መሰረት ብምግባር ንክትሳተፉ ይዕድም
  2. በቲ ስራሕ ሕጋዊ ንግዲ ፍቓድ ዘለዎ
  3. ባዕሉ ተጫራታይ አብ ዝወፀ  እስፐስፊኬሽን ምዉሳክ ምቅናስ ምስራዝ አይከኣልን
  4. እዚ ግለፂ ጨረታ ተጫራታይ ወይ ሕጋዊ ወኪሎም ኣብዘለዎ ይኽፈት በቲ ዝተባሃለ እዋንን ቦታን እንድሕር ዘይተረኺቡ ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኪላቶም ኣብዘይለዉሉ ዝኽፈት ምኻኑ::
  5. ንሐደ ደኩመንተ ዘይምለሰ ብር 100 /ሐደ ምኢቲ/ ከፊሉ እቲ ጨረታ ሰነድ  ካብ  ቤ/ ፅሕፈትና እቶት ኤጀንሲ ወረዳ ቆላ ተምቤን ክፍሊት ብምክፋል ካብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ቆላ ተምቤን ብምዉሳድ ዝቐረበሉ ዋጋ ብምምላእ እቲ ሰነድ ዝሽወጠሉ እዋን ካብ ዕለት 24/05 /2008 ዓ/ም  ክሳብ 15/06/ 2008 ዓ/ም ኮይኑ ዋንኡን ኮፒኡነ  ብሰምዒ ወይ ዝጠንከረ መጣበቂ ተዓሺጉ ብዝተዓሸገ ኢንቨሎፕ ክልተ ኮፒ ሓደ ኦርጅናል ብምምፃእ ነዚተባሂሉ ዝተዳለወ ናይ ጨረታ ሳፁን ምእታዉ ይከኣል
  6. ጨረታ ሳንዱቅ ዝዕሸገሉ ዕለት 15/06/ 2008 ዓ/ም ሰዓት  8:30  ኮይኑ በዚ ዕለትሰዓት  8:45  ናይ ንጎሆ ይኽፈት መክፈቲ ቦታኣብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ቆላ ተምቤን::
  7. ተጫረትቲ ቅድሚ ጨረታ ምኽፋቱ መኽበሪ ጨረታ ዝኽዉን ብር 5000/ ሐሙሽተን ሽሕ ብር/ ብ CPO ጥራሕ ከትሕዝ ዝክእል ::
  8. እቲ ግለፂ ጨረታ ናይ በዓለ ዋና ማህተምን ፊርማን ክህልዎ አለዎ
  9. ተጫራታይ መፅዓንን መራገፍን ትራንፖርት ሓዊሱ ናብ ጣብያ ዓድሓ ፈልሲ ጣብያ ከብፅሕ ዝክእል
  10. እዚ ግልፂ ጨረታ ቤ/ፅ ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ብሙሉእ ይኹን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወእዩ
  11. እዚ ግልፂ ጨረታ እዚ ከም ሕጋዊ ዉዕሊ የገልግል
  12. ናይ 2008 ዓም ሙሉእ ንግዲ ፍቓድ ዘሐደሰን
  13. ናይ ግብሪ ከፈልቲ መለለይ ቁፅሪ  /ቲን ካርድ /  ዘለዎን ናይ መቅረባይነት መረዳአታ ከቕርብ ዝኽእልን ቫተ ዝተመዝገበን እዋናዊ ዲክለረሽን መረዳአታ ከቕርብ ዝኽእል::

ንተወሳኺ ሓበሬተታ ስ.ቁ    0344460052 / 0344460116

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo