ቤት ፍርዲ ወረዳ ታሕታይ ኣድያቦ ንዝተፈላለዩ ኣገልግሎት ዝውዕሉ ብዝተፈላለዩ ዘርፍታት ማለት ውን ሃለቅትን ቀወምትን ንብረታት ከም ኤሌክትሮኒክስ፣ መሳርሒ ፅሕፈት፣ ኣቅሑት ፅሬት ፣ መሳርሒ ህንፃ፣ ኣቁሑት ፈርኒቸርን ፣ ናውቲ ሕትመት ሞተር ሳይክላትን፣ መጋረጃን፣ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።

ቤት ፍርዲ ወረዳ ታሕታይ ኣድያቦ

ስለዚ ነዞም ረቋሕታት እተማልኡ ነጋዶ ንክትወዳደሩ ንዕድም።

1 ናይ 2011ዓ/ም ዝተሓደሰ ሕጋዊ ፍቃድ ንግዲ ክተማልኡ ትኽእሉ፤

2 ቲን ናምበር (መለለይ ቁፅሪ) ከፋላይ ግብሪ ወረቀት ምስክር ክተቅርቡ ትኽእሉ፤

3 ተወሳኺ እሴት ታክስ ዝተመዝገብኩምሉ መረዳእታ ክተቅርቡ ትኽእሉ፤

4 ናይ ወርሒ ሰነ 2011ዓ/ም ሒሳብ ዘወራረድኩምሉ መረዳእታ ክተቅርቡ ትኽእሉ፤

5 ናይ 2010ዓ/ም ዝተሓደሰ መቅረባይነት ወረቀት ምስክር ክተቅርቡ ትኽእሉ፤

6 ዋጋ ፀኒዑ ዝፀንሓሉ ንተኸታተልቲ 45 መዓልትታት ይኸውን።

7 ተጫረቲ እትመልእዎም ዋጋ ተወሳኺ እሴት ታክስ ዝሓወሰ ክኸውን ይግባእ። ኣብቲ ሰነድ ዘየማልአ ተጫረቲ ተወሳኪ እሴት ታክስ ከምዝሓወሰ ተገይሩ እቲ ሰነድ ይውሰድ።

8 መወዳደሪ ሰነድ ስርዝ ድልዝ ዘይብሉ ሽም፣ ኣድራሻ፣ ናይቲ ትካል ማህተምን ፊርማን ክህልዎ ይግባእ።

11 ተጫረቲ መኸበሪ ውሕስና ጨረታ ንመሳርሒ ፅሕፈትን ኤሌክትሮኒክስን 4000.00 ቅርሺ፣ ኣቅሑት ፅሬት ፣ ሞተርሳይክላት፣ መጋረጃን ፣ መሳርሒ ህንፃ ፣ ፈርኒቸር ፣ሕትመት 2000.00 ቅርሺ፣ ሕጋዊ ውሕስና ካብ ዘለዎም ባንኪ ብሲፒኦ መኸበሪ ጨረታ ክተትሕዙ ኣለኩም።

13 ሰዓራይ ተጫራታይ ውዕሊ ካብ ዝኣሰረሉ ዕለት ጀሚሩ ዝሰዓሮ ንብረት መሊኡ ኣብ ውሽጢ 10 ተከታታሊ ናይ ሰራሕ መዓልቲ ከቅርብ ዝኽእል

12 ሰዓራይ ተጫረታይ ሰዓራይ ምዃኑ ካብ ዝተገለፀሉ ዕለት ጀሚሩ ናይ ዝሰዓሮ ጠቅላላ ዋጋ 10% መኸበሪ ውዕሊ ብምትሓዝ ኣብ ውሽጢ ተኸታተልቲ 3 ናይ ስራሕ መዓልታት ብኣካል ቀሪቡ ውዕሊ ክኣሰር ኣለዎ።

9 እቲ ጨረታ 30/12/2011ዓ/ም ክሳብ 14/01/2012ዓ/ም ተጫረቲ ዘይምለስ 30.00 ቅርሺ እናኸፈልኩም ሰነድ ጨረታ ካብ ቤት ፍርዲ ወረዳ ታሕታይ ኣድያቦ ከተማ ሸራሮ ደ/ከ/ስ/ዕ/ፋ/ምም/ር /ንብረትን  ምውሳድ ይከአል።

10 እቲ ጨረታ 15/1/2012ዓ/ም ሰዓት 4:00 ናይ ንጉሆ ተዓፅዩ በቲ ዕለት ሰዓት 4:30 ኣብ ቤት ፍርዲ ወረዳ ታሕታይ ኣድያቦ ከተማ ሸራሮ ደ/ከ/ስ/ዕ/ፋ/ምም/ር /ንብረትን ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረኸብሉ ይኽፈት ይኹን ምበር ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ብዘይ ምህላዎም ከይተኸፈተ ዝፀንሐ ሰነድ ጨረታ ኣይህሉን።

14 ተወዳደርቲ ዝሰዓርዎ ንብረት ብናይ ባዕሎም መጓዓዝያ ናብ ቤት ፍረዲ ወረዳ ታሕታይ ኣድያቦ ክገብሩ ኣለዎም።

15 እቲ ትካል ተጫረቲ ኣብ ዝሰዓርዎ ነብሲ ወከፍ ንብረት 20% ክውስኽን ክንኪን ይኽእል እዩ ።

16 እቲ ትካል ነቲ ጨረታ ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ብሙሉእ ይኹን ብኽፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ።

ንዝበለፀ ሓበሬታ 0345-500604/0919-005940

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo