ኣብ ትሕቲ ማሕበር ልምዓት ትግራይ ዝትርከብ ፍሉይ 2ይብርኪ ቤት ትምህርቲ ቓላሚኖ ን 2012ዓ/ም በጀት ዓመት ናይ ተምሃሮ ደንቢ ክዳን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ በዚ መሰረት ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ እተማልኡ ክትወዳደሩ ይዕድም

ቤት ህንፀት መቐለ ካብ በጀት ዓመት ን2012ዓ/ም በጀት ዓመት ዝኽፈል መሳርሒ ህንፃ ፣ ብሎኬት ፣ ቀላሚጦስ፣ ናይ መካይን መለዋወጢ ጎማ፣ ጨረቂ ሶፋን ካልኦት ንብረትን ብዕልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ

ንኮምሽን ፖሊስ ክልል ትግራይ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ኣባላት ደንቢ ክዳን ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ሆስፒታል ኩሓ ነቲ ሆስፒታል ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ደንቢ ክዳን መሳርሒ ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።በዚ መሰረት ነዞም ረቋሕታት እተማልኡ ሕጋውያን ነጋዶ ንክትወዳደሩ ንዕድም።

ሓፈሻዊ ሆስፒታል ዉቅሮ ደጋፊ ከይዲ ስራሕ ዕዳጋ ፋይናንስን ንብረት ምምሕዳርን ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ፣ ሕትመት መሳርሒ ፣ ሃለቕቲ ናይ ፅሬት ኣቁሑት ፣ ሞተር ሳይክልን ደንቢ ክዳንን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ውዕሊ ኣሲሩ ክዕድግ ይደሊ። ስለዚ ዝምልከተኩም መቅረብቲ በቲ አብ ታሕቲ ዘሎ ናይ ጨረታ ረቋሒ መሰረት ክትወዳደሩ ንዕድም።

መባእታዊ ሆስፒታል ዓዲ ዳዕሮ ከ/ስ/ዕ/ፋ/ን/ም ቀፂሎም ዝተዘርዘሩ ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ 1መሳርሒ ፅሕፈት 2 ናዉቲ ኤሌክትሮኒክስ 3 መለዋወጢ ኣቁሑት ሞተር ሳይክል 4 ስራሕቲ ሕትመት 5 ኣቁሑት ፅሬት 6 ኣቁሑት ቢሮ 7 ደንቢ ክዳን ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ሓፈሻዊ ሆስፒታል ካሕሳይ ኣበራ ሑመራ ኣብ በጀት ዓመት 2012ዓ/ም 1ይ ዙር ዕደጋ ንሆስፒታልና ኣጎልግሎት ዝዉዕል ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቁሑ፣ ጀነሬተር ፣ ኤሌክትሮኒክስ፣ አሌክትሪክ ፣ ማይ ቡንቧ ፣ መሳርሒ ህንፃ፣ ኣቁሑት ቢሮ፣ መሳርሒ ፅሕፈት፣መሳርሒ ፅሬት፣ ደንቢ ክዳን ፣ ሸቀጣ ሸቀጥ፣ጥረምረን ኣሕምልትን ፍረ ምረን ፣ ኣጎልግሎት ስፌት ዓለባ ፣ ፅገና ኤሲን ፍርጅን፣ ፅገና ኮምፒተርን ተዛመድትን ፣ ዉፅኢት ሕትመት፣ ኣቅርቦት ስጋ ፣ ምድላዉ ባልትና ፣ ዝተፈላለዩ ሎት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ

ሆስፒታል ዓብይ ዓዲ ኣብ በጀት ዓመት 2012 ዓ/ም ኣጎልግሎት ዝዉዕሉ መሳርሒ ፅሕፈት፣ ኣቁሑት ፅሬት ፣ ደንቢ ክዳን፣ ኣቁሑት ኤሌትሪክ፣ መሳርሒ ህንፃ ፣ ሕትመት ፣ ኣጫሪቱ ክዕድግ ስለዝደሊ ዝስዕብ ረቋሒ እተማልኡ ነጋዶ ክትወዳደሩ ብክብሪ ይዕድም፡፡ ካብ 1/13/2011ዓ/ም ክሳብ 15/01/2012ዓ/ም ሰዓት 4፡00 ቅድሚ ቀትሪ ኣብ ዝተዳለወ ሰነድ ዘይምለስ 50.00 ቅርሺ ከፊልኩም ምዉሳድ ትክእሉ

መዓርግ ሆስፒታል ኣብ ናይ 2011 ዓ/ም በጀት ዓመት ኣጎልግሎት ዝዉዕሉ ዝተፈላለዩ ንብረት ማለት ኣቅሑት ፅሬት፣መሳርሕታት ፅሕፈት፣ ኣቁሑት ኤሌክትሪክ፣ መሳርሕታት ህንፃ ፣ መለዋወጢ ኣቁሑት መካይን ፣ ሰፋይት ክዳን መኪና፣ ጀነሬተር ፣ ኣቁሑት ቢሮ ፣ሕትመት፣መድሓኒት ፣ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ ኣብዚ ጨረታ ንክትወዳደሩ እትደልዩ ነጋዶ እዞም ስዒቦም ዝተገለፁ ረቋሕታት ክተማልኡ ይሓትት

ሆስፒታል ቅድስት ማርያም ኣክሱም ን 2012ዓ/ም ኣጎልግሎት ዝዉዕሉ ዝተፈላለዩ ሕትመት፣ መሳርሒ ፅሕፈት ፣ ናዉቲ ፅሬት፣ መሳርሒ ህንፃ፣ ደንቢ ክዳን ፣ ናዉቲ ኤሌክትሪክ ፣ መለዋወጢ ኣቁሑ መኪና፣ ዓባይ ጀነሬተርን፣ ሞተር ብስክሌትን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ