ፋብሪካ መድሓኒት ኣዲስ ኣክስዩን ማህበር ካብዚ ንታሐቲ ዝተዘርዘሩ ንናይ ሓለዋ ትካል ሰራሕተኛታት ዝኮን ኣይነት ክዳዉንትን ጫማታትን ብግልፂ ብጨረታ አወዳዲሩ ዕድጊት ክፍፅም ይደሊ፡፡

ፋብሪካ መድኃኒት አዲስ

1 ናይ 2012 ዓ/ም ዝተሐደሰ ንግዲ ፍቃድ ዘለዋ/ዎ

2 እቲ ንብረት ናብ ትካልና ዘቅርበሉ ዕለት ብንፁር ከቅምጥ ዝክእል

3 ተጫረቲ ናይቱ ዘእተዉዎ ዋጋ 5% ናይ ጨረታ መክበሪ ብጥረ ገንዝብ ወይ ብስፒኦ ከትሕዝ ዝክእል

4 ናይ ሕድሕድ ዋጋን ጠቅላላ ዋጋ ብግልፂ ኣብቲ ናይ ጨረታ መምልኢ ሰነድ ክቅመጥ ክክእል ኣዎ፣

5 ናይ ጨረታ ሳፁን ክፍቲ ኮይኑ ዝፀንሐሉ ካብ 23/02/2012ዓ/ም ክሳብ 12/03/2012ዓ/ም ሰዓት 4፡00 ተዓፅዩ 4:30 ይክፈት ፡፡

6 ናይ ጨረታ ሰነድ መግዝኢ ዘይምለስ 50.00 ብር ኣብ ናይ ትካል ፋይናንስ ብምክፋል ጨረታ ሰነድ ካብ ዕደጋ ከፍሊ ክወስድ ይክእል፣

7 ትካልና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኺቡ እቲ ጨረታ ብምሉእ ይኹን ብኽፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ።

8 ንዝበለፀ ሐበሬታ ብቁፅሪ ስልኪ 0344454211 / 0344451690 ኣብ ስራሕ ሰዓት ምድዋል ይከኣል

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo