ደደቢት ትካል ልቃሕን ዕቋርን ኣክስዮን ማሕበር ጨንፈር መቐለ ናይ ሰራሕተኛታት ጥቕሚ ጥቅምን ዋርድያታት ፣ ሽፌርን ፡ ፅሬትን ፣ተለኣኣክትን ዝኮኑ ኮት ፣ ስረ ፣ ሸሚዝ፣ ጫማ ፣ ቆቢዕ ካራባታ ፣ ቱታ፣ ካልሲ ፣ ጋዉንን ብግልፂ ጨረታ ክገዝእ ስለ ዝደሊ ክትጨረቱ ትደልዩ ዝስዕብ ረቃሒ ተማልኡ ክትወዳደሩ ንገልፅ

ደደቢት ትካል ልቃሕን ዕቋርን ኣክስዮን ማሕበር ኮቦርታ፣ ካቦትን ፣ ረይንኮትን ብግልፂ ጨረታ ክገዝእ ስለ ዝደሊ ክትጨረቱ ትደልዩ ዝስዕብ ረቃሒ ተማልኡ ክትወዳደሩ ንገልፅ

የኢንድስትሪ ፓርኮች ልማት ኮርፕሬሽን መቐለ ኢንድስትሪ ፓርክ ቅርንጫፍ ፅ/ቤት ኣጎልግሎት የሚዉሉ የደንብ ልብስ እቃዎች ኣወዳድሮ መግዛት ይፈልጋል

ቢሮ ሓለዋ ጥዕና ክልል ትግራይ ነቲ ቢሮ ኣገልግሎት ዝውዕሉ ዝተፈላለዩ፣ ናይ መኪና ጎማ፣ ኣልባሳት ፣ ስፖንጅ፣ ፍርናሽ፣ ኣጫሪቱ ክዕድግ ስለዝደሊ ዝምልክተኩም ኣካላት ንክትወዳደሩ ይዕድም

ቤት ትምህርቲ ኒኮላስ ሮቢንሰን ኣብ 2012ዓ/ም ዘበነ ት/ቲ ንቤት ትምህርትና ግልጋሎት ዝዉዕሉ ዩኒፎርማ ንደቂ ኣንስትዮ ካብ መቅረብቲ ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ከስፊ ይደሊ

ማእኸል ሓወልቲ ሰማእታት ክልል ትግራይ ደ/ከ/ስ/ዕ/ፋይ/ምም/ር ንማእኸልና ግልጋሎት ዝውዕሉ ደንቢ ክዳን እንዳ ቡቲክ ዝርከብ ፣ ደንቢ ክዳን እንዳ ጨርቃ ጨርቂ ዝርከብ ፣ ጫማ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።

ፋብሪካ መድሓኒት ኣዲስ ኣክስዩን ማህበር ካብዚ ንታሐቲ ዝተዘርዘሩ ንናይ ሓለዋ ትካል ሰራሕተኛታት ዝኮን ኣይነት ክዳዉንትን ጫማታትን ብግልፂ ብጨረታ አወዳዲሩ ዕድጊት ክፍፅም ይደሊ፡፡

ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ማይን ፈሳስን ከተማ መቐለ ንናይ ቤት ፅሕፈትና ሳይክል ተወዳደርቲ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ኮቦርታ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክስርሕ ስለ ዝደለየ ኣብዚ ጨረታ ፕሮፎርማ ትወዳደሩ ትደልዩ ነጋዶ ዝስዕብ ረቃሒ ከተማልኡ ይግባእ

ኮሌጅ ፖሊ ቴክኒክ መቐለ ኣብ በጀት ዓመት 2012ዓ/ም ካብ መንግስቲን ብዝተፈቀደሉ ሎት 1 መሳርሒ ፅሕፈት ሎት 2 መሳርሒ ህንፃ ሎት3 ኤሌክትሪክ ሎት4 ኤሌክትሮኒክስ ሎት 5 መለዋወጢ ኣቅሑ መኪና ሎት 6 መሳርሒ ፅሬት ሎት 7 ኣጭርቅቲ ሎት 8 ቀዋሚ ንብረት ብብርኪ ክልል ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።

የኢትዮዽያ የባህር ትራንስፖርና ሎጅስቲክ ኣጎልግሎት ድርጅት ኣጎልግሎት መቐለ ወደብና ተርሚናል ቅ/ፅ/ቤት የ 2012 በጀት ዓመት የሰራተኞች የደንብ ልብስ፣ የፅዳት ዕቃዎች፣ የፅህፈት መሳርያ እቃዎች በጨረታ ለመግዛት ይፈልጋል