ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ጋንታ ኣፈሹም አብ 2009 በጀት ዓመተ ንግልጋሎት ኣብያቲ ፅሕፈት ወረዳና ዝዉዕሉ ዝተፋላለዩ ዓይነት ንብረት ኣወዳዲሩ ብግልፂ ጨረታ ክዕድግን የደሊ

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ጋንታ አፈሹም

መሳርሒ ፅሕፈትን: አቁሑት ፅሬት:ኤለክትሮኒክስ: ቀዋሚ ንብረት አቁሑት ቢሮ :መለዋወጢ አቁሑት መካይን ሞተር ሳይክል :ዝተፋላለዩ ሕትመት :ናይ ሳይክላት መለዋወጢ አቁሑት መሳርሒ ህንፃ: ጀነሬተር :ናይ መኪና ጉልበት ዋጋ ምስራሕ ዕጥቅታት ስፖርት

ብመሰረት እዚ ካብዚ ቀፂሎም ዝተዘርዘሩ ረቃሕታት እተማልኡ ሕጋዉያን ነጋዶ ክትወዳደሩ ይዕድም

  1. ናይ ከፋላይነት ግብሪ መለለዩ ቁፅሪ ዘለኩም
  2. ዝተሓደሰ ናይ 2008 ዓም ፍቃድ ንግዲ ብዘርፉ ከቅርብ ዝክእል
  3. ናይ መሳርሒ ፅሕፈት ናይ ቀዋሚ ንብረት ቢሮ ናይ ኤለክትሮኒክስ ናይ መኪና መለዋወጢ ናይ ሞተር ሳይከል መለዋወጢ ሕትመት ናይ ህንፃ መሳርሒ ጀነሬተር ምዕዳግ ናይ መኪና ናይ ጉልበት ስራሕ ተወሳኪ እሴት ታክስ ዝተመዝገቡን ናይ ወርሒ ሰነ ሒሳብ ዘፈለጥሉ መረዳእታ ከቅርቡ ዝክእሉን ዝተሓደሰ ናይ መቅረባይነት ወረቀት ምስክር ከቅርቡ ዝክእሉ
  4. ንሰነድ ጨረታ ዘይምለስ 50 ቅርሺ ብምክፋል ካብ ቤት ፀሕፈት ትልምን ፋይናንስነ ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ፋይናንስን ምምሕዳር ንብረትን ወረዳ ጋንታ ኣፈሹም ምዉሳድ ይከኣል
  5. መክበሪ ጨረታ ናይ ቀዋሚ ንብረት ናይ ኤለክትሮኒክስ ናይ መኪና መለዋወጢ አቁሑት ናይ ሞተር ሳይክል መለዋወጢ አቁሑት መሳርሒ ሕትመት ናይ ህንፃ መሳርሒ ጀነሬተር ናይ መኪና ጉልበት ስራሕ መሳርሒ ፅሕፈት 5000 ቅርሺ ብጥረገንዘብ ወይእዉን ብሲፒኦ ካብ ዝተፈለጠ ባንኪ ብዝወሃበ ዝተረጋገፀ ቼክ ተጫረቲ ከትሕዙ ኣለኩም
  6. ዕጥቂ ስፖርት ናይ ሳይክል መለዋወጢ አቁሑት 3000 ቅርሺ ከትሕዝ ዝክእል
  7. ሳነዱቅ ጨረታ ዝርከበሉ ቦታ ቤት ፀሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ጋንታ ኣፈሹምÂ እንትከዉን ጨረታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት 18 ነሓሰ 2008 ዓም ጀሚሩ ንተጨረቲ ክፍቲ ይከዉን
  8. ጨረታ 3 ጳጉሜን 2008 ዓ ም ሰዓት 8 ፡00 ናይ ድሕሪ ቀትሪ ተዓፅዩ ብተመሳሳሊ ዕለት ሰዓት 8 ፡30 ናይ ድሕሪ ቀትሪ ተጫረቲ ወይዉን ሕጋዊ ወኪላቶም ኣብ ዝተረከብሉ ይክፈት
  9. ቤት ፅሕፈትና ዝሐሸ መማረፂ እነተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ወይንድማ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ::

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብቁፅሪ ስልኪ 0344451137 ደዊልካ ምሕታት ይከኣል

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo