ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ እንደርታ ንዝተፈላለ ሴክተር ቤት ፅሕፈት ስራሕቲ ግልጋሎት ዝዉዕል ፅሕፈት መሳርሒ ፣ ፅሬት ኣቁሑት፣ ሕትመት ስራሕቲ: ኤሌክትሮኒክስ ኣቁሑት : ኮምፒተርን ናይ ኮምፒተር ኣክስሰሪን: ኣቁሑት ፈርኒቸር :ናይ መኪና መለዋወጢ አቁሑት :መለዋወጢ አቁሕት ሞተር ሳይክል :ናይ መኪና ጉልበት ዋጋ: ሞተር ሳይክል ጉልበት ዋጋ ብጨረታ አወዳድር ዕድጊት ክፍፅም ይደሊ

ወረዳ እንደርታ ማይን ማዕድንን ኢነርጅን

1 ብቢ ዘፈር ንግዱ ዝምልክተ ኮይኑ2008 ን 2009 ፍቃድ ንግዲ ዘሐደሰን ግብሪ ዝከፈለን

2 ተወሳኪ እሴት ታክስ ዝተመዝገበ ኮይኑ ናይ 2008 ዓም ወርሒ ሰነ ሒሳብ ዝገበረሉ መረዳእታ ከቅርብ ዝክእል

3 ናይ መቅረባይነት ወረቀት ምስክር ከቅርብ ዝክእል ናይ 2008ን 2009 ዝተሐደሰ

4 ቲን ናምበር ከቅርብ ዝክእል

5 ተጫረቲ ሰነድ ጨረታ ዘይምለስ ብነዉሰ ወከፍ 80 ቅርሺ ብምክፋል ካብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናስን ወረዳ እንደርታ ቢሮ ቁፅሪ ክልተ ምዉሳድ ይከኣል

6 ተጫረቲ ናይ ጨረታ ምክበሪ ቢድቦንድ 5000 ቅርሺ ብናይ ሲፒኦ ባንኪ ዝተረጋገፀ ወይከዓ ብጥረገንዘብ ከትሕዙ ዝክእሉ

7 ምልክታ ጨረታ ካብ ዝወፀሉ 16 ነሓሰ 2008 ዓም ሰነድ ጨረታ ምዉሳድ ዝከኣል ኮይኑ 2 ጳጉሜን 2008 ዓም ሰዓት 4፡00 ታዓሺጉ ኣብ ተመሳሳሊ ዕለት Â ሰዓት 4 ፡30 ተጫረቲ ወይድማ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ይክፈት

8 ዝሰዓረ አካለ ዝፍለዩ ንዝተሓተቱ ኩሎም ናዉቲ ብሙሉእ ድምር ዋጋ ዝተሓተ ዋጋ ዘቅርብ ሰዓራይ ይከዉን በዚ መዐቀኒ መሰረት ንኩሎም ናዉቲ ዝርዝር ዋጋ ዘየቅረበ ተጫራታይ ካብ ንሕንሕ ወፃኢ ይከዉን

8 ተጫረቲ ሰነድ ጨረታ ዋና ቅዳሕን ንንበይኑ ብምዕሻግ ኣብ ሓደ ዓብዩ ፖስት ብምጥቅላል ናብቲ ዝተዳለወ ሳንዱቅ ከእትዉ ይግባእ ናይ ተጫረቲ ሙሉእ ኣድራሻ ማህተም ፊርማን ክህልዎ ኣለዎ ብተዋሰኪ ድማ ሰነድ ጨረታ ዋንኡ ምስ ቅዳሕ ስርዝ ድልዝ ክህልዎ የብሉን እዚ ንዝገበረ ተጫረቲ እቲ ጨረታ ተቀባልነት የብሉን

9 እቲ ትካል ክሳብ 20% ናይ ምዉሳክ ወይ ናይ ምቅናስ መሰሉ ሕሉዉ እዩ

እቲ ቤት ፅሕፈት ዝሓሸ ኣመራፂ እንተረኪቡ እዚ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

ሓበሬታÂ ብቁፅሪ ስልኪ 0342400403 ደዊልካ ምሕታት ይከኣል

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo