ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ክፍለ ከተማ ሓድነት ኣብ ዝ/ዩ ዓይነት ኮምፒተራር ፕሪንተራትን ሳይክላትን ካልኦት ዘገልገሉ ኣቅሑትን ብጨረታ አወዳዲሩ ክሸይጥ ይደሊ፡፡

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፈይናንስን ክፍለ ከተማ ሓድነት

1 ተጫረቲ ነቲ ንብረት ኣብ ት/ፋይናንስን ክ/ከ/ሓፍነት ብኣካል ምርኣይ ይከኣል፡፡

2 እቲ ጨረታ ኣብ ኣየር ዝፀንሓሉ ን10ተ ተከታተሊ መዓልቲ ኮይኑ ካብ 05/07/2011 ክሳብ 13/07/2011 ዓ/ም ይከውን፡፡

3 ተጫረቲ እቲ ጨረታ ክጫረት እንተኮይኑ ናይ ጨረታ መከበሪ ቅድሚ ምክፋቱ ዝምለስ ብር 1500.00 ብር ከትሕዙ ዝክእሉ፤

4 ዘሸነፈ ተጫራቲ ንዘሸነፎ ንብረት ገንዘብ ናብ ት/ፋይናንስን ኣታዊ ምስገበረ ኣብ ውሽጢ 5ተ ናይ ስራሕ መዓልቲ ከልዕል ይግደድ፡ብዝተብሃለ መዓልቲ ዘየልዓለ ብመትሓጃ ዘትሓዞ ገንዘብ ይቅፃዕ፡፡

5 ተጫረቲ ዝመልእዎ ዋጋ ስርዝ ድልዝ ዘይብሉ ብጥንቃቀ ክምላእ ኣለዎ፡፡

6 እቲ ጨረታ 13/07/2011 ዓ/ም ልክዕ ሰዓት 11:30 ተዓፅዩ ዕለት 16/07/2011 ዓ/ምተጫረቲ ወይድማ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ልክዕ ሰዓት 4:00 ይክፈት፤

7 ቤት ፅሕፈትና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ እቲ ጨረታ በሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ፤

8 ናይ ሚዛን መጋዓዝያ ናይ ሸቃላይን ጉልበት ዋጋ ዘልዮም ንብረታት ብሙሉእ ተጨራታይ ባዕሉ ዝሽፍን ክከውን ኣለዎ፡፡

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስልኪቁፅሪ 0344-416284 ደዊልካ ምሕታት ይከኣል

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo