ኮሚሽን ስነ-ምግባር ፀረ-ግዕዝይናን ክልል ትግራይ ዝውገዱ /ዘገልገሉ ንብረት/ ፅሕፈት መሳርሒ፣ ኤሌክትሮኒክስ፣ ጎማ ስፔር ፓርትን ቀወምቲ ንብረትን ብጨረታ አወዳዲሩ ክሸይጥ ይደሊ:: ስለዚ እቲ ዝተጠቐሰ እተማልኡ ክትወዳደሩ ንዕድም::

ኮሚሽን ስነ-ምግባርን ፀረ-ግዕዝይናን ክልል ትግራይ

1 ተማሊኡ ብፖስታ ተዓጉ ተባሂሉ ኣብ ዳ/ዕ/ፋ/ን/ምም/ር ቢሮ ቁፅሪ 261 ካብ 12/07/2011ዓ/ም ክሳብ 20/07/2011 ዓ/ም

2 ዝተዳለወ ጨረታ ደኩመንት ካብ ኮሚሽን ቢሮ ቑፅሪ 261 ዕ/ፋ/ምም/ር ንብረት ዘይምለስ ብር 10.00 ከፊሎም ክወሰዱ ይኽእሉ

3 ናይ ጨረታ መኽበሪ ቢድ ቦንድ ወይ ብጥረ ገንዘብ 1000.00ሽሕ ቅርሺ ኣብ ጨረታ ምክፋቱ ከትሕዝ ዝኽእል::

4 እቲ ሰነድ ጨረታ ዕለት 20/07/2011 ዓ/ም ሰዓት 8:30 ድ/ቐትሪ ተዓፅዩ ሰዓት 9፡00 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኪላት ኣብ ዘለውሉ ይክፈት፡፡

5 መቅረብቲ ባዕሎም እንተዘይተረኪቦም እቲ ኮሚሽን ናይ ምክፈፋት መሰሉ ሕሉው እዩ፡፡

6 ጨረታ ሰዓራይ ምካ ምስተፈለጠኣብ ውሽጢ 3 መዓልቲ ናይ ዝሰዓርዎ ንብረት ገንዘብ ኣታዊ ክገብሩ ኣለዎም፡፡

7 ብመሰረት ዝኣተውዎ ውዕሊ ኣብ ዝተብሃለ ግዜ እንተዘይፈፂሞም ተሓተትቲ ከምዘይኮንና ነፍልጥ፡፡

8 ጨረታ ዋጋ ፀኒዑ ዝፀንሓሉ ን20 መዓልቲ ይኸውን።

9 ተጫረትቲ ዝሰዓርዎ ንብረት ገንዝብ ኣተዊ ምስገበሩ ኣብ ውሽጢ 5ተ መዓልቲ ብናይ ባዕሎም ትራንስፖርት ጉልበትን እቲ ንብረት ከልዕሉ ዝግባእ ኮይኑ ግና ኣብ ዝተመደበሎም ግዜ እንተዘይኣልዒሎም በቢመዓልቱ 1/1000 ብር ካብቲ ዝሰዓሮ ጠቅላላ ውዕሊ መከበሪ ዝከፍል ምካኑ ነፍልጥ፡፡

10 ኣብ ጨረታ ዘሸነፈ ተጫራቲ ውዕሊ ክኣስሩ ኣብ ዝተውሃም ግዜ ገደብ ውሽጢ ቀሪቦም ናይ ዘሸነፍዎ ንብረት 2 ሚኢታዊ ናይ ጨረታ ውዕሊ መከበሪ ዝከፍል ምኻኑ ነፍልጥ፡፡

20 ንተወሳኪ ሐበሬታ አብ ኮሚሽና ጥቓ ደደቢት ማይክሮ ፋይናንስ ዝርከብ ናይ ሓባር ህንፃ 1 ደብሪ ቢሮ ቐፅሪ 261 ብኣካል ብምምፃእ ወይ ብስልኪ ቑፅሪ 0344-404417 ምሕታት ይካኣል::

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo