ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ክፍለ ከተማ ዓይደር ካብ ዝ/ዩ ኣብያተ ዕዮ ዘገልገሉ ቀወምቲ ንብረታት ንቤት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክሸይጥ ይደሊ፤

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ክፍለ ከተማ ዓይደር

1 ናይ ምጭራት ዓቅሚ ዘለዎ ኩሉ ሕ/ሰብ ምጭራት ይክእል፡፡

2 አዚ ጨረታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት ጀሚሩ ንተከታታሊ 10 መዓልቲ

3 ተጫራታይ ናይ ጨረታ ሰነድ ዘይምለስ 20.00 ቅርሺ ይገዝእ፤

4 ናይ ጨረታ መከበሪ ብር 500 ሚኢቲ ቅርሺ ካብ ባንኪ ዝተረጋገፀ ብሰፒኦ ወይ ጥረ ገንዝብ ከትሕዝ አለዎ፤

5 ተጫራቲ ዝሰዓሮ ንብረት ካብ ዝሰዓርዎ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ውሽጢ 10 መዓልቲ ከልዕል ኣለዎ እንተዘይኣልዒሉ ዘትሓዞ ጨረታ መከበሪ ብሕጊ ፋይናንስ መሰረት ይውረስ፡፡

6 ጨረታ ዝዕፀወሉ ዕለት 16/07/2011 ዓም ሰዓት 4:00 ተዓፅዩ በቲ ዕለት ሰዓት 4:30 ኣብ ቅድሚ ተጫረቲ ወይድማ ሕጋዊ ወኪላት አብ ዘለዉዎ ይክፈት ፤

7 ተጫራታይ ዘሸነፎ ጨረታ ናይ ጉልበት ዋጋ ይኩን ንዝምዘኑ ንብረታታት ናይ ሚዛን ኪራይ ወይ ካልኦት ወፃኢታት ብሙሉኦም ባዕሉ ክሽፍን ኣለዎ፡፡

8 ቤት ፅሕፈትና ዝሐሸ መማረፂ እነተረኪቡ እቲ ጨረታ ቡሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ፡፡

9 ናይቲ ንብረት 20 ሚኢታዊ ክውስክ ወይ ክቅንስ

-ዓይደር ሪፈራል ሆስፒታል ታሕታዋይ በሪ

ተወሳኪ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0344-418437 ደዊልካ ምሕታት ይክእሉ

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo