ቤት ፅሕፈት ኣገልግሎት ማይ ከተማ ዕዳጋ ሓሙስ ኣብ በጀት ዓመት 2011ዓ/ም ካብ ዘለዎ ዘገልገሉ ንብረታት ቱቦታት ብረት ናይ ማይን፣ መገጣጠሚታትን ብተወሳኪ ድማ ቁርፅራፅ ቱቦታት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክሸይጥ ይደሊ፡፡

ቤት ፅሕፈት ማይን ፈሳስን ከተማ ዕዳጋ ሓሙስ  

1 ንግዲ ፍቃድ ዘለኩም ይኩን ዘይብልኩም 50.00 ቅርሺ እናከፈልኩም ምልክታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት 17/10/2011ዓ/ም ክሳብ 26/10/2011ዓ/ም ቤት ፅሕፈት ኣገልግሎት ማይ ከተማ ዕዳጋ ሓሙስ ክፍሊ ቁፅሪ 01 ሰነድ ጨረታ ኣብ ስራሕ ሰዓትን ዕለትን ብምውሳድ ኣብቲ ጨረታ ክትሳተፉ ይዕድም፡፡

2 እዚ ጨረታ 26/10/2011ዓ/ም ሰዓት 9፡00 ድቀትሪ ተዓፅዩ በቲ ዕለት ሰዓት 9፡30 ይክፈት፡፡

3 እቲ ቤት ፅሕፈት ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ፡፡

 ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0347-730577 ምድዋል ይከኣል፡፡

a

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo