ትካልና ሱር ኮንስትራክሽን ሓላ/ዝተ/ዉ/ማሕበር ኣብ ዓዲ ረመፅ ዓዲ ሕርዲ ባዕከር መንገዲ ዛሬማ ግድብን ኣብ ማይ ሑመራ ስራሕ ዝብ ዘርሖ ዘሎ ፕሮጀክት ዝርከብ ዝተፈላለዩ ዓይነታት ዘገልገሉ ናይ ዘይቲ፣ ግሪስ እና ካርታመ በርሚል፣ ዝተፈላለዩ ናይ ዓበይትን ኣናእሽተይን መኪና ጎማ ዘገልገሉ ናየ ሎዶር ጎማ ዘገልገሉ ዝተፈላለዩ ዓይነት ናይ መኪና ባትሪ ብጠጠዉ ዘሎ ቆርቆሮ ገዛ ምስ ፅንፀይቱ ፣ ቁርፅራፅ ቴንዲኖ አና ካልኦት ንብረታት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክሸይጥ ይደሊ

ሱር ኮንስትራክሽን ሓ/ዝ/ው/ማ

1 ናይዚ ዘመን 2012ዓ/ም ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ ዘለዎ ቅዳሕ ከቕርብ ዝክእል

2 መለለይ መኽፈሊ ግብሪ ቲን ናምበር መቕረባይነት ቫት ዝተመዝገበ ምኻኑ ዘረጋግፅ መረዳእታ ዘለዎን ቅዳሕ ከቕርብ ዝክእልን

3 ተጫረቲ ቫት ተመዝጋቢ ዝኾነ መረዳእታ ዘለዎ ቅዳሕ ከቕርብ ዝክእልን

4 ናይቲ ወርሒ ቫት ዲክለሬሽን መረዳእታ ዘለዎን ቅዳሕ ከቕርብ ዝክእልን

5 ተጫረቲ ናይ መከበሪ ጨረታ ዋስትና ብር 30000.00 ብባንኪ ብዝተረጋገፀ ቼክ ምስ ናይቲ ጨረታ ዝርዝር ዋጋ ብፖስታ ተዓሺጉ ከቕርብ ኣለዎ

6 ተጫረቲ ዝመልእዎ ዋጋ ምስ ቫቱን በዘይ ቫቱን ምኻኑ ክገልፅ ኣለዎ

7 ናይ ጨረታ ሰነድ ዘይምለስ 200.00 ቅርሺ ብምክፋል ሰነድ ጨረታ ዓዲግኩም ክትሳተፉ ይዕድም።

8 እቲ ጨረታ 23/05/2012ዓ/ም ሰዓት 3:30  ተዓፅዩ ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ኣብቲ ዕለት 23/05/2012ዓ/ም ሰዓት 4፡00  ይክፈት።

9 እቲ ትካል ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ።

ኣድራሻና ኣብ ክፍለ ከተማ ሰሜን ቀበሌ 06 ዝርከብ ቤት ፅሕፈትና ክፍሊ ቁፅሪ 04 ዘይምለስ 100.00 ቅርሺ ብምክፋል ምውሳድ ይከኣል እዩ፡፡

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo