ንብረትነቱ ናይ ቤት ፅሕፈት ህ.ወ.ሓ.ት ዝኾነ ዝተፈላለዩ ዘገልገሉ ንብረታት ብሓራጅ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክሸዉጥ ይደሊ

ቤት ፅሕፈት ህዝባዊ ወያነ ሓርነት ትግራይ /ህ.ወ.ሓ.ት/

1 ኣብዚ ጨረታ ክሳተፍ ዝክእክ ዝኮና ሕብረተሰብ ክሳተፍ ይክእል

2 ተጫረቲ ናይ ጨረታ ሰነድ ብነፃ ምዉሳድ ይካኣል

3 ንጨረታ መኸበሪ 200.00 ብር/ክልተ ሚኢቲ/ ብጥረ ገንዘብ ወየ ብባንኪ ዝተረጋገፀ ሲፒኦ ወይም ብጥረ ገንዘብ ከትሕዙ ኣለዎም

4 ጨረታ ኣብ ኣየር ዝፀንሓሉ ግዜ ካብ ዕለት 23/04/2012ዓ/ም ክሳብ 30/04/2012ዓ/ም ሰዓት 3፡30 ቅ/ሰዓት

5 ጨረታ ሳንዱቅ ዕለት 30/04/2012  ሰዓት 3:30 ተዓፅዩ ሰዓት 4፡00 ይክፈት

6 ተጫረቲ ባዕልቶም ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዘለዉሉ ሳንዱቅ ጨረታ ይከፈት

8 ዉዕል ካብ ዝአተዉሉ ኣብ ዉሽጢ 3t መዓልቲ ንብረቱ ይወስድ

9 ቤት ፅሕፈትና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 44 41 41 29/03 44 40 43 96

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo