ንኤጄንሲ መራኸቢ ሓፋሽ ትግራይ ዝዉገዱ ዘገልገሉ ንብረታት ናይ መኪና ጎማን ስፔር ፓርት ፣ ኤሌክትሮንክስ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክሸይጥ ይደሊ

ኤጀንሲ መራከቢ ሓፋሽ ትግራይ

1ክትሳተፉ እትደልዩ  ካብ ዕለት 13/05/2012 ዓ/ም ክሳብ 22/05/2012ዓ/ም ሰነድ ጨረታ ምዉሳድን ንብረት ምርኣይ ትኽእሉ

2 ጨረታ ዝክፈተሉ ዕለት 25/05/2012ዓ/ም ሰዓት 3፡30ኮይኑ በዚ ዕለት ሰዓት 4፡00 ተጫረቲ ወይም ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዘለዉሉ ይክፈት

ኣድራሻና ኤጄንሲ መራኸቢ ሓፋሽ ትግራይ ህንፃ 1ይ ደብሪ ቁፅሪ 105 ከየዲ ስራሕ ዕደጋን ምም/ንብረትን

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 03 42 40 63 80 ኣብ ስራሕ ሰዓት ደዊልካ ምሕታት ይካኣል

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo