ትካልና ማይጨዉ ስራሕቲ ፖርቲክልቦርድ ኣብ ወረዳ እንደሞከኒ ጣብያ ስምረት ግራ ግደይን ማይ ፀሎትን ኣብ ዘሎ ሳይታትና መንገዲ ንምፅራግ ስለዝደለየ ካተርፒላር ዝዓይነታ ክካረ ይደሊ

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ መቐለ ንከተማ መቐለ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ቢሮ አቁሑት :ናይ ዜብራ ቀለም :ኤለክትሮኒክስ: ምሩፅ ሓመድ ምፍራይ ወይዉን ዶዘር ክራይ :ናይ መኪና ጎማን ባትርን :መለዋወጢ አቁሑት መኪና: ህንፃ መሳርሒ: መለዋወጢ አቁሑት ሞተር ሳይክልን :ዕጥቂ ስፖርትን ን 2009 በጀት ዓመት ብግልፂ ጨረታ ብግልፂ ጨረታ ክገዝን ስለዝደለየ ሕጋዉያን ነጋዶ ክትወዳደሩ ንዕድም

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናስን ወረዳ ኣሕፈሮም ኣብ 2008 በጀት ዓመት 2ይ ፍርቂ ዓመት ኣብ

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናስን ከተማ ሽረ እንዳስላሴ ኣብ ዉሽጢ ከተማና ዝስርሑ ናይ መንገዲ ፅገና 900 ሜትር ኪቡ ፋሕሸር ምፍሳስ ስራሕቲ ነቲ ፋሕሸር ንምጎዓዝ ካብ ጎቦ ዳጀነራል አርኣያ ወይም ካብ ሰይት ከጎዓዓዝ ዝክእላ ሲኖትራክ : ዳብል ትራክ : ገልባጭ መኪና ፋሕሸር ንምጎዓዝ ጥራሕ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ መረብ ለኸ ናይ ቤት ፅሕፈት ኮንስትራክሽን መንገድን መጋዕዝያን ንናይ ኢራብ መንገዲ መፀገኒ ዝዉዕል ኣብ ጣብያ ደሓርማዝን ሐከይምን ምሩጽ ሓመድ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ኣብ ስራሕ ከዉዕል ይደሊ

ወረዳ ጣንቋ አበርገለ ፅሕፈት ትልምን ፋይናስን ከ/ስራሕ ዕደጋን ፋይናንስን ንብረት ምምሕዳርን ነዞም ኣብ ታሕቲ ተዘርዚሮም ዘለዉ ናይ መዳበረሪያ ምጉዕዓዝ ንምስራሕ ካብ በጀት ዓመት 2008 ዓ/ም ካብ ዝተመደበ መደበኛ በጀት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ከጎዓዕዝ ይደሊ

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ላዕላይ አድያቦ ዶዘር ማሽን ሲኤፍፒ ኤስኣር ዝዓይነታ ን 45 ሰዓታት ክራይ ከመኡዉን ፍረ ማንጎ ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕደግ ይደሊ

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ መቐለ ንከተማ መቐለ ግልጋሎት ዝዉዕል ተከላ መብራህቲ ጎደና : መብራህቲ ትራፊክ : ዕደጋ ፖልን ኣምፖል መብራህቲ ጎደና: ክራይ ኤክስካፓተር : ናይ ጎደና ተክልታትን ብግልፂ ጨረታ ብግልፂ ጨረታ ከስርሕን ክገዝን ስለዝደለየ ሕጋዉያን ነጋዶ ክትወዳደሩ ንዕድም

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናስን ከተማ ሽረ እንዳስላሴ ኣብ ዉሽጢ ከተማና ዝስርሑ ናይ መንገዲ ፅገና 532 ሜትር ኪቡ ፋሕሸር ምፍሳስ ስራሕቲ ነቲ ፋሕሸር ንምጎዓዝ ካብ ጎቦ ዳጀነራል አርኣያ ወይም ካብ ሰይት ከጎዓዓዝ ዝክእላ ሲኖትራክ : ዳብል ትራክ : ገልባጭ መኪና ፋሕሸር ንምጎዓዝ ጥራሕ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ

ትካልና ሱር ኮንስትራክሽን ሃላ /የተ/ዉ/ማህበር ንፕሮጀከት ስራሕ ዝዉዕላ ገልበጥቲ መካይን ካብዙይ ንታሕቲ ዝተጠቀሱ ረቆሒ መሰረት ላጪ ቢሮ መፂኡ ካብዚ ማስታወቂያ ዝተገለፀሉ ጀሚሩ ክምዝገብ ነታሓሳስብ